Fana: At a Speed of Life!

ተጋሩ መናእሰይ ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተጋሩ መናእሰይ ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። መዓልቲ መናእሰይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ተኸቢሩ። ነቲ በዓል ጠሚቱ ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ…

ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮሌጅ መሰልጠኒ ፖሊስ ክልል ሶማሌ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ተመሪቖም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ኮሚሽነር ጀኔራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ሓዊሱ ኣመራርሓ ትካላት ፀፅታ ፌዴራልን ክልልን ኣብ…

ኣርሴናል ኣብ ፈላማይ ፀወታ ፕርሚየር ሊግ ኢንግሊዝ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን1 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሴናል ኣብ ፈላማይ ፀወታ ውድድር 2023/24 ፕርሚየር ሊግ ኢንግሊዝ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን1 ብምስዓር ተዓዊታ። ኣርሴናል፥ ኤዲ ኒኪታህን ቡካዩ ሳካን ብዘቑፀርወን ሸቶታት ኢያ ክትስዕር ክኢላ። ንኖቲንግሀም ፎረስት ብሕታዊት ሸቶ ዘቑፀረ…

ነበር ሚኒስትር ሓለዋ ጥዕና ፌዴሪኢ  ዶ/ር ከበደ ታደሰ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ሓለዋ ጥዕና ፌዴሪኢ  ዶ/ር ከበደ ታደሰ ሎሚ መዓልቲ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ዶ/ር ከበደ ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 1993 ክሳብ ጥቅምቲ 1998 ኣብቲ ሚኒስቴር ከምዘገልገሉ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ሚኒስቴር ትምህርቲ መርሃ ግብሪ ምግባ ተምሃሮ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ን6 ነጥቢ 9 ሚሊየን ተምሃሮ ተረባሒ ዝገበረ መርሃ ግብሪ ምግባ ተምሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ። ሚኒስቴር ትምህርቲት ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣፈፃፅማ ስራሕ ዝሓለፈ ባጀት ዓመት ተገምጊሙ። ኣብቲ ገምጋም ብሰንኪ…

ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ህንፀት መሰረተ ልምዓታት ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ 2016 ዓ/ም ሓደሽቲ ክህነፁ ንዝተነፀሩን ብሰንኪ ኲናት ህንፀቶም ጠጠው ዝበሉን መሰረተ ልምዓታት ንምዝዛም ካብ ውሽጢ ኣታዊ፣ ስሩዕ ባጀትን ካብ ልምዓት ባንክን ልዕሊ 2 ቢልየን ብር ባጀት ከም ዝተመደበሉ ግዚያዊ ምምሕዳር እታ ከተማ…

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ዘጋጠመን ከባቢታት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ብኣውሮፕላን ነፀጋ ኬሚካል ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ዘጋጠመን ከባቢታት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ብኣውሮፕላን ነፀጋ ኬሚካል ከምዝጅመር ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ። እቲ ዕስለ ኣንበጣ ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን 12 ሺሕን 653 ሄክታር መሬት ከምዝወረረ ብዝተገበረ…

ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ብላቴ ምስ ሓረስቶት ብምውዳድ ስራሕቲ ግብርና የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ብላቴ ምስ ሓረስቶት ብምውዳድ ስራሕቲ ግብርና የካይድ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ማእኸል፥ ንዕዳጋ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝቐርቡ ፍራምረ ይለምዑ ከምዘሎዉ ተሓቢሩ። እቲ ስራሕቲ ግብርና ንብዙሓት መናእሰይ እቲ…

ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ኣብ ከተማ ሃረር ወለንታዊ ክረምታዊ ስራሕ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ኣብ ከተማ ሃረር ወለንታዊ ክረምታዊ ስራሕ ኣጀሚሮም። ኣብቲ እዋን ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መንበሪ ኣባይቲ ብምሕዳስ እቲ ስነ ስርዓት ከምዘጀመርዎ ተገሊፁ። መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ እውን…

ዝተመረቑ ኮማንዶታት ክልተ ዕላማ ኣለዎም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣፀገምቲ ሕልኽላኻት ምሕላፍን ቀልጢፍካ ምብፃሕን ንዝሓቱ ልኡኻት ጠንካራ ስልጠና ብምውሳድ ዝተመረቑ ኮማንዶታት ክልተ ዕላማ ኣለዎም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…