ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጥንካርኡ ንክቕፅል ተሓቲቱ Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ አበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጥንካርኡ ንክቕፅል ተሓቲቱ። ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015ን ትልሚ 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ሰራዊት…
ቢዝነስ መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ ዋና ኦዲተራት ኣብ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ ዋና ኦዲተራት ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ። መንግስቲ ንክልላት ዝሃቦ ደገፍን ድጎማን በጀት ናይ ነፀላ ኦዲት ኣፈፃፅማ ከምዝግምገም ኣብቲ ጉባኤ ተገሊፁ። ኣብ መንጎ ኣብያተ ዕዮ ዋና ኦዲተር ክልልን ምምሕዳር ከተማን ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘንድሮ ከሚተከለው ችግኝ 60 በመቶው ፍራፍሬ ነው Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ሎሚ ዘበን ካብ ዝትከል 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ እቲ 60 ሚኢታዊ ፍራምረ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ። 60 ሚኢታዊ ፍራምረ፣ 35 ሚኢታዊ ንደኒን 5 ሚኢታዊ ድማ ንፀባቐ ከተማን ዝኾኑ እዮም ተባሂሉ። መፃኢ ዕለተ ሰኑይ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ ንዘምጉዳእ ቃላ እተኽብር ሃገር እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣሓት ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ ንዘምጉዳእ ቃላ እተኽብር ሃገር እያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ዐቢይ አሕመድ ሎሚ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ተኣማንነትን ዝኣተውዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪ ዘሰልጠኖም መኮነናት ፖሊስ ኣመሪቑ Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪ ዘሰልጠኖም መኮነናት ፖሊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቶም 623 ተመረቕቲ ብፖሊሰ ሳይንስ፣ ስነ - ገበንን ፍትሒ ገበንን፣ ዓውዲ ፖሊስ መኮንንነት ካብ ሰርተፊኬት ክሳብ ካልኣይ ዲግሪ ትምህርቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ተዓዋቲ ሽልማት ዕዉታት ኣፍሪካውያን ኮይኖም Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር) ተዓዋቲ መበል 13 ዓመታዊ ሽልማት ዕዉታት ኣፍሪካውያን(African Achievers Award) ኮይኖም። እቲ ሽልማት ኣብ እንግሊዝ ለንደን ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ብምኻድ ተቐቢለምዎ። ኣብ ትዊተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ዘቲዮም Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ኣብሽር ኦማር ጃማ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኬኒያ ይሳጥ ምስ ዘሎ መበል 43 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ጎኒ ንጎኒ…
ቢዝነስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሃረር ዘህነፆ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ኣመሪቑ Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሃረር ዘህነፆ መበል ሻውዓይ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ሓዊሱ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ሚስራ ኣብደላን ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ምምራሕ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ንምባል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዓቕሚ ምምራሕ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ንምባል ዝተጀመሮ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ብምትሕብባር ንደቂ ኣኒስቲዮ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 43 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 43 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ይሳተፍ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ…