Fana: At a Speed of Life!

ከም ክልል ኣብ ሓደጋ ተርእዮ ሕማም ኮሌራ ስለዘለና ሕብረተሰብ ልዑል ጥንቃቐ ክገብር ይግባእ – ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሓደጋ ተርእዮ ሕማም ሸሮኽ ወይ ኮሌራ ብምህላዉ ሕብረተሰብ ልዑል ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ቢሮ ጥዕና ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣተሓሳሲቡ። ኣብቲ ቢሮ ክኢላ ምእላይ ሓደጋታት ጥዕና ማሕበረሰብ ኣይተ ተስፋይ ተመስገን…

ኣብ ትግራይ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ወርሒ መስከረም መወዳእታ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 29 መስከረም ክሳብ 2 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም። ብሰንኪ ኮቪድ 19ን ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናትን ኣብ 2012 ዓ.ም ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ…

ዝተፈላለዩ ተጠርጠርቲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6/2015 ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ተጠርጠርቲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6/2015 ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ። ክሳብ ሐዚ በቲ ጉዳይ ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ 23 ከምዘኾኑ…

ኣባል ሃገራት ኢጋድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ብሓባር ንክከላኸላ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ፥ ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት  ወራር ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ብሓባር ንክከላኸላን ክቆፃፀራን ኣተሓሳሲቡ። ጉባኤ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኢጋድ 9 ነሓሰ 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ናይሮቢ ኬኒያ ተሳሊጡ። ለውጢ ክሌማን ሕፅረት ምግቢ ውሕስናን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ሪፐብሊክ ሩዋንዳ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ሪፐብሊክ ሩዋንዳ ቪንሴንት ቢሩታን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ቀፃሊ ዘሎ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያ ነምጥንኻር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ስለዝኾነ ኢትዮጵያን…

መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ንዘሎ ሰፊሕ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ

መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ንዘሎ ሰፊሕ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዘሎ ምቁርራፅ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ሙቐትን ካብ ጎረባብቲ ክልላት ብዝመፅእ ዕስለ ኣንበጣን ሰፊሕ ክስተት…

ተምሃሮ ፍልጠት ምሽማት ዕላመኦም ብምግባር ክጎዓዙ ይግባእ-ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ኤሜሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዝኸዱ ተምሃሮ ኣብ ጉዕዘኦም ብቀዳማይ ዲግሪ ካብ ምምራቕ ብተወሳኺ  ፍልጠት ምሽማት ዕላመኦም ብምግባር ክጎዓዙ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣተሓሳሲቦም። እቶም…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ስግኣታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሃገራት እቲ ቀጣና ብምትሕብባር ክሰርሓ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ስግኣታት ግብረ ራዕዲን ዶብ ተሻገርቲ ዝተወደቡ ገበናተን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ሃገራት እቲ ቀጣና ብምትሕብባር ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ኢትዮጵያን ፣ ኬኒያ፣ ሶማሊያ ፣ ጅቡቲን ሲሼልስን ዘካተተን ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ፀብፃባት መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓ ዘቐድሙን ሓድነት ህዝቢ ዘጠናኽሩን ክኾኑ ይግባእ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀብፃባት መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓ ዘቐድሙን ሓድነት ህዝቢ ዘጠናኽሩን ክኾኑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ብኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያን ኣቢሉ…

መንግስቲ ቻይና ዜጋታቱ ኣብ ኢትዮጵያ ንክህውፁ ምኽረ ሓሳብ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ቻይና ኣብ ዓለም ንሃወፅቲ ምቹኣት ካብ ዝኾኑ ከባቢታት፥ ኢትዮጵያ ሓንቲ ከምዝኾነት ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ዜጋታቱ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ንክገብሩ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ።…