ጥዕና ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓላት Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ እንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል። ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ። ምኽንያቱ ድማ ንነዊሕ እዋን ካብ ቅብኣት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ኣውሮፓ ሙቐት ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ኣውሮፓ ሰሜና ምዕራብ ኣፍሪካን ሙቐት ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት መጠን ሙቐት ደቡብ ኣውሮፓ ካብ 40 ናብ 48 ዲግሪ ሴሊሺየስ ክብ ክብል ኢዩ ተባሂሉ። ብፍላይ ኣብ ስፔን፣ ፈረንሳይ፣ ግሪክ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ቡራዩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ 13 ሹቓት ዓኒዮም Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ቡራዩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ 13 ሹቓት ዓኒዮም። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕን ስግኣት ሓደጋን ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝተዛረቦ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሐዚ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ ዓቕሚ ዝኾና 12 ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፂየን Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ ዓቕሚ ዝኾና 12 ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተዓፀዋ በዓል መዚ ቁፅፅር ፅርየት ትምህርቲን ስልጠናን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብመሰረት ዝተውሃበ ተግባርን ሓላፍነትን ናይ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ግልገል ግቤ 3 ብዘጋጠመ ፀገም ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣጋጢሙ Desta Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ግልገል ግቤ 3 ብዘጋጠመ ፀገም ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘጋጠመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መልእኽቲ ከምዝገለፆ፥ እቲ ዘጋጠመ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ እቶት ኣቢስ ኣበባ 107 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ Desta Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ኣቢስ ኣበባ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 107 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ እቶት ብቢሮ እቶት፣ ትካላትን ክፍለ ከተማታትን ዝተኣከበ ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣደም ኑሪ ተዛሪቦም። ብሲሳይ ዱላን ፍቅርተ ከበደን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ዘኽእል 361 ሺሕን 415 ሄክታር መሬት ተዳሊዩ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ዘኽእል 361 ሺሕን 415 ሄክታር መሬት ተዳሊዩ ከምዘሎ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ፕሮፌሰር እያሱ ኤልያስ፥ እቶም ፈልስታት ንምትካል 9 ሺሕ 500 ናይ መትከሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ክብረ በዓል ማእኸል እዚ ዳሎል ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓልን ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ማእኸል እዚ ዳሎል ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድሬዳዋን ሃፍቶም ኢንቨስት ንክገብሩ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ኢሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ገንዘባት ወፃኢ ዓዲን መዐወንቲ እፃትን ተታሒዞም Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ኢሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ገንዘባት ወፃኢ ዓዲን መዐወንቲ እፃትን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ገንዘብ ናብ ዱባይ ክወፅእ ክብል ዝተትሓዘ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ 44…