ኣብ ክልል ትግራይ ምስሳን ምህርቲ ሕርሻን ምዕዋት ክረምታዊ መደባትን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ክልል ትግራይ ኣብ መዳይ ወፍሪ ምስሳን ምህርቲ ሕርሻን ምዕዋት ክረምታዊ መደባትን ዝጥምት መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ኣብ መዳይ ብርሰት ኣግራብ፣ ጨፍጫፍ ደንን ሳዕቤናቱን ዝጥምቱ ፀብፃባት ንምይይጥ ቐሪቦም ብዑምቆት ከም…