Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖ ቤት ትምህርቲ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳገርቲ ወሰን ተሳተፍቲ ኣገልግሎት ወለንታዊያን መናእሰይ ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ እንደርታ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖ ቤት ትምህርቲ ደብረ መድሃኒት ሓገዝ እታዎታት ህንፀት ገይሮም። እቶም መናእሰይ ተኸላ ፈልሲን ደጋፍ ናውቲታት ትምህርቲን እውን…

ክሳብ 23 ሓምለ ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ተወሳኺ ዘመናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ክጎዓዓዝ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚሊየን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 23 ሓምለ ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ተወሳኺ ዘመናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ክጎዓዓዝ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር ክብል ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ዘበናዊ ዱኽዒ፥  2 ሚሊየንን 485 ሺሕን ኩንታል ዩሪያ፣ 600 ሺሕ ኩንታል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ተሳተፍቲ ኣኼባ ኢጋድን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ተሳተፍቲ ኣኼባ ኢጋድን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ዝተጣየሸ መራሕቲ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሓቖፈ ጉባኤ መራሕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይራ። ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሎሚ መዐልቲ ናብ መቐለ ምምርሑ ይዝከር። ቀዳማዊ ፓትርያርክ…

ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣምሪሑ። ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ…

ጨፌ ኦሮሚያ መበል ሓምሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ መበል ሓምሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ ምስላጥ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ እዚ ዓመትን ቀፃሊ ትልሚ 2016 ዓ.3ም ብምቕራብ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…

10 ሓምለ 2015 ዓ/ም 500 ሚልየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብምትካል ታሪኽ ንስራሕ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) 10 ሓምለ 2015 ዓ/ም 500 ሚልየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብምትካል ታሪኽ ንስራሕ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓምለዋይ ኣሰር…

ሩሲያ ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዓሊማ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዓሊማ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ። ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪን፥ ለውጢ ክሌማ ኣብ ምቅናስ ሃፍቲ ማይ፣ ፈሪያት ግብርና ፅዕንቶ ብብምፍጣር ፈተና ከምዝኾነ ተግብርና ፅዕንቶ…

ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተቓላዓይነት ለውጢ ክሌማ ንምቕናስ ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ-ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተቓላዓይነት ለውጢ ክሌማ ንምቕናስ ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ምስ ፍልይቲ ልኡኽ ትግበራ ለውጢ ክሌማ ጀርመን…