Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሃማድ ቢን ሞሃመድ ኣል-ዶሳሪ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ…

ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፅታት ንግዲን ኢንቨስመንትን ንምፍላጥ ዘለዋ ምድላው ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፅታት ንግዲን ኢንቨስመንትን ንምፍላጥን ምስ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕን ዘለዋ ምድላው ገሊፃ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ደመቀ ኣጥናፉ ምስ ፕሬዚዳንትን ኣፈፃሚ ስራሕን ቤት ምኽሪ ዘላቒ ሰላምን ርክብ…

ጎናዊ ሳዕቤን ደቂ ኣንስትዮ ዝጥቀምኦ ክሬም ቆርበት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ደቂ ኣንትዮ ቆርበት ገፀን ንምፅዕዳው ዝሕግዙ ክሬማት (ቅብኣታት)ይጥቀማ። እቶም ክሬማት ሕጋውያንን ዘተኣማምኑን እንተዘይኮይኖም ግን ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ጥዕናን ቆርበትን ሳዕቤን ከም ዘለዎም ሰብ-ሞያ ይዛረቡ። ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካን…

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስሩዕ ኣቀባብላ ተምሃርኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስሩዕ ኣቀባብላ ልዕሊ 2 ሺሕ ስሩዓትን ሓደሽትን ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርስቲ ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ዓሊሙ ኢዩ ተምሃሮኡ ዝቕበል…

ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ከተማ ሰመራ ነቶም ስራሕቲ እናተዘዋወሩ ይዕዘቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ከምዘንበሩ ግዜኢ…

ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ስራሕቲ ምዕቃብ ጠሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ  ዞባ ደቡብ ምብራቕ፣ ወረዳ ሕንጣሎ፣ ጣብያ ዋዛ ስራሕቲ ምዕቃብ ጠሊ ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ ጠሊ ምዕቃብ ካብ 01 ክሳብ 10 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ጎኒ ንጎኒ እቲ ወፍሪ፥ ኣብ ኣድላይነትን ረብሓን ስራሕቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲትን  ዘቲዮም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝተሳለጠ ኣኼባ፥ እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት፣ ንግዲን ዘርገሐ መሰረተ ልምዓትን ምልዛቦም ተገሊፁ።…

ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማርዲያት ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ…

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ቅበላ ስሩዓትን ድሕረ ምረቓን ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ቅበላ ስሩዓትን ድሕረ ምረቓን ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ይቕበል ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ፕሬዚደንት ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዶክተር ዛይድ ነጋሽ፥ እቲ ዩኒቨርስቲ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ስነልቦና፣ ሓይሊ ሰቡን ዉሽጣዊ ናዉትን ኣዝዩ ከቢድ ሃስያ ዋላ…

ዓመታዊ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ትልምታት ልምዓት በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም እወን ዘተ ከምዝግበረሉ ተገሊፁ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን…