ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ጥርጣረን ፀርፍን እናነዛሕኻ ሰላም እንተተብሃለ ክልቲኡ ሓቢሩ ኣይኸይድን ክብሉ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዘርኢ ምትእምማን፣ ምክብባርን ይቕሬታን ዘይዘርአ ሰብ ኣርእቲ ሰላም ምዕፃድ ኣይከኣልን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፀፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ኲናት…