Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈጠረ ምንጋዕ ሰላም ንምፍታሕ ብቑርፀኝነት ክስራሕ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈጠረ ምንጋዕ ሰላም ንምፍታሕ መንግስቲ ብቑርፀኝነት ከምዝሰርሕ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ…

ኣካዳሚ ኣቪዬሽን ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 1 ሺሕን 551 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 1 ሺሕን 551 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 891 ደቂ ኣኒስቲዮ ከምዝኾና ተገሊፁ። ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ከምዝኾኑ…

ትእምት ስድራ ስዉኣት ክድግፍ ግቡእ እዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ(ትእምት) ብሰንኪ ኣብቲ ክልል ዝነበረ ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ንስድራ ስዉኣት ዝግበር ሓገዝ ዳግም ከምእትጅምር ተገሊፁ። እቲ ዝግበር ሓገዝ  ዳገም ዝጅመረሉ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምስ ስድራ ስዉኣት ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።…

ዩንቨርስቲ መቐለ ንተምሃርኡ ስነስርዓት ኣቀባብላን “እንኳዕ ደሓን መፃእኹም”ን ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታ ክቕበሎም ንዝፀንሐ ተምሃርኡ ስነስርዓት “እንኳዕ ደሓን መፃእኹም”ን ኣካይዱ። ኣብ ቀፅሪ ኣሪድ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ሰርዓት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚንስትር ትምህርቲ  ሳሙኤል ክፍሌ(ዶክተር)፣…

ኣመራርሓ ዩንቨርስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር  ከሮማኒያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ዩንቨርስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር  ከሮማኒያ ሉሊያ ፓታኪ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣካይዶም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዝነበረ ታሪኻዊ ርክብ ከምኡውን እቲ ዩንቨርስቲ ካብ ዝተጣየሸሉ እዋን ፈሊሙ ሙያተኛታት…

ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኢዩ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝረአ በዕጥቂ ዝተደገፈ ምንቅስቓስ ብስሩዕ ሕጊ…

ዩንቨርስታት ራያ፣ ኣክሱምን ዓድግራትን ተማሃሮ  ተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስታት ራያ፣ ኣክሱምን ዓድግራትን ብመሰረት ትልመን ተማሃሮ ተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተቐቢለን ከምዝተቐበላ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

ኣብ ትግራይ ኣብ 2012 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ዘይወሰዱ ተምሃሮ መስከረም ክፍተኑ ኢዮም-ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ እቲ ፈተና ካብ ምቕዳሕን ስርቅን ብዝፀረየ መመገዲ ከምዝተውሃበ ተዛሪቦም። ኣብ እዋን ፈተና ዝተኸልከሉ ናውቲታት ናብ መፈተኒ ቦታ ሒዝካ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ፍልይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣኔት ዌበር ፍልይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣገዳስነት ጉዳያት ከምዝዘተዩ ገሊፆም። ኣብቲ ዘተ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሌተናል ጄኔራል ፃድቃን…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት እናተዛተየ ንሰለስተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋጤ ሴርሞሎ፥ ዓመታዊ ፀብፃብ ብምድማፅ ኣጀንዳ ዝሓለፈ ጉባኤ…