ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣወዳድባ ክልል ደቡብ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣወዳድባ ክልል ደቡብ ዝጠመተ ዘተ ኣመራርሓ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፥ ኣወዳድባ ንዝበነበረና ክብሪ ዘስእን ዘይኮነስ ከብሪ ሕብረተሰብ ዝውስኽ ኢዩ ኢሎም። ኣብ እዋን ጉባኤ በቢከባቢኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰር ቦብ ጌልዶፍ ን10 ሸሕ ህፃናት ትግራይ ዝውዕል ናውቲ ትምህርቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናት ኣይስ(EYES) ካብ ሰር ቦብ ጌልዶፍ ዝረኸቦ ን10 ሸሕ ህፃናት ትግራይ ዝውዕል ናውቲ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪቡሎሚ መዓልቲ ኣረኪቡ። ኣካያዲ ስራሕ ኣይስ ኣይተ ብስራት መስፍን፥ ህፃናት ትግራይ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክምለሱን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2015 ዓ.ምን ትልሚ 2016 ዓ.ምን ዝጠመተ ዘተ ከምዝግበር ግዜኢ ፀብፂቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣገልግሎት ትልሚ ስድራ ካብ ዘድሊ ገንዘብ፥ 23 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ክፍተት ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣገልግሎት ትልሚ ስድራ ካብ ዘድሊ ገንዘብ፥ 23 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ክፍተት ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ከም ሃገር በቢዓመቱ ንመማልኢ እታዎታት ኣገልግሎት ትልሚ ስድራ ካብ ዘድሊ 41 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር፥ 2 ሚሊየን ዶላር ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ክጅምር ከምዝጅምር ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጌቱ ነገዎ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ። ኣብ ፃንሒቱ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2015 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ሶሻል ኢኖቬሽንን ኣዘርባጃን ዘቲየን Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ሶሻል ኢኖቬሽንን ኣዘርባጃን ኡልቪ ሜዲዬቭን ጉጅለ ልኡኸንን ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ዘበናዊን ቅልጡፍ ኣገልግሎትን ኣብ ሓደ ማእኸል ምሃብ ኣብ ዘኽእል መገዲታት ተላዚበን።…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ 18 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ብሰፊሕ ቁፅሪ ሸቶታት ተዓዊታ Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ(ሴካፋ) 18 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ብሰፊሕ ሸቶታት ተዓዊታ። ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ0 እግሪ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ምስ ዛንዚባር መሰተአን ኣብ ዝገበርኡ ፀወታ 6 ን 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን መሬት ኣዲስ ኣበባ ካብ ትሕዝቶ መሬት 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣኪቡ Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን መሬት ኣዲስ ኣበባ ካብ ትሕዝቶ መሬት 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣኪቡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀነኣ ያደታ (ዶ/ር)፥ ካብቲ 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ብተወሳኺ 144 ቦታታት ብሊዝ ጨረታ ብምትሕልላፍ 3 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ናብ ብሪክስ ንምሕዋስ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ናብ ብሪክስ ንምሕዋስ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ። ናብቲ ጉጅለ ንምሕዋስ ድልዋት ካብ መንጎ ዝኾና ሃገራት፥ ቦሊቪያ ከምዝተሓወሰት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሮሄልዮ ማይታ ተዛሪቦም። ካብ 22 ክሳብ 24 ነሓሰ 2023…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል መጠንቀቕታ ተዋሂቡ Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣጠንቂቑ። ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰራዊት…