Fana: At a Speed of Life!

ስርዓት ምርጫ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ዝውዕል ደገፍ ስምምዕነት ገንዘብ 30 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ምርጫ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ዝውዕል ደገፍ ስምምዕነት ገንዘብ 30 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያን ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኢዩ ተፈሪሙ። እቲ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድሕድ ኩርናዕ እዛ ሃገር ንምሽፋን ዝዓለመ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ወረዳ ኝኣንጋቶም ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሮም። መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድሕድ ኩርናዕ እዛ ሃገር ንምሽፋን ዝዓለመ ኢዩ ክብሉ ድማ ገሊፆም። ብተወሳኺ ኣብ ከምዚ ዝበለ ከባቢ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ኣኼብኡ ሕሉፍ ቃለ ጉባኤ መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብተወሳኺ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ምክትል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰራዊት ሰላምን ኣካላት ፀፅታን 1 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰራዊት ሰላምን ኣካላት ፀፅታን 1 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ 17 ሺሕ ሰራዊት ሰላም፣ ኣካላት ፀፅታን ነበርቲ ክፍለ ከተማ ለሚ ኮራን ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ። ብመሰረት…

ኣብ ሃዋሳ ብልዕሊ 550 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 550 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 16 ፕሮጀክታት ተመሪቖም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ከንቲባ ምምሕዳር ሃዋሳ ፀጋዬ ቱኬ (ረ/ፕ)ን ነዮም ፕሮጀክታት መሪቖም ንኣገልግሎት ከፊተምዎም። ወፃኢ ቆጠብቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኮንፈረንስ ሪዞርት ኣርባ ምንጭ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኮንፈረንስ ሪዞርት ኣርባ ምንጭ ኣንቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብዝሓ ስራሕቲ ልምዓት ሴክተር ቱሪዝም መኣዲ ንሸገርን መኣዲ ንሃገርን  ከምዝተዛዘሙ  ገሊፆም። ብብርኪ ሃገር 8 ቦታታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኣርባንምጭ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ኣርባንምጭ ኣምሪሖም። ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ናብታ ከተማ ኣቲዮም። ኣብ ከተማ ኣርባንምጭ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ…

ኣብ ትግራይ ብሄራዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 28 ሰነ 2015 ዓ.ም ክወሃብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሄራዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 28 ሰነ 2015 ዓ.ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ሓፈሻዊ ፅሬት ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ምዘና ትምህርትን ብሄራዊ ፈተናን ኣይተ ክንፈ ፍሰሃ፥ እቲ ፈተና ኣብ…

ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ንምዝማን ግደ ዝተዋደዱ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልዑል ኢዩ-ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ንምዝማን ግደ ዝተዋደዱ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልዑል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ስትሪንግ ኮሚቴ ዝተዋደዱ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ፌዴራል ተሳሊጡ። ኣይተ መላኩ…

ባንኪ ሲዳማ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማይ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ማሕበር ኣክሲዮን ባንኪ ሲዳማ ስራሕ ኣጀሚሮም። ኣብቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማይ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ባንኪን ከምዝተረኸቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ…