ኣብ ማእኸል ምርምር ካይዘን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካብ ብኽነት ድሒኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምርምር ካይዘን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካብ ብኽነት ከምዝደሓነ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳንን ካልኦት ኣመራርሓ…