Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ኣብ ዝገተገበረ ክልቲኣዊ ዘተ ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሃገር ቦቆል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም። ቀዳማይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ ፓንዶር ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ዝሓሸ ብርኪ ክብ ንምባል ዝዓለመ ከምዝኾነ የጨተገሊፁ። ኢኮኖሚያዊን ንግዳዊን ርክብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲ ዕዉታት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢያ- ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል ካልኣይ ኩባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን-ሩሲያን  ኣብ ክልቲኣዊን ኩለ መዳይን ዲፕሎማሲ ዕዉታት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢያ ከብል ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስትር ሰላማዊት ካሳ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ከካይዱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ከካይዱ ኢዩ። እቶም ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣብ ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም። ሃያሺ ዮሺማሳ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኡጋንዳን ዑደት ድሕሪ ምግባር፥ ናብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ወረዳ ጃናሞራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዚባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ጃናሞራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ካብ ደባርቕ ናብ ጃናሞራ 225 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒን ልዕሊ 16 ኣሳፊራ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ካብ መገዲ ኣግሊሳ ብምግልባጣ ኢዩ እቲ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣሕሊፍካ ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣሕሊፍካ ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣  ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ…

ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ዞባ ቤንች ሸኮ ን300 ተምሃሮ ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንች ሸኮ ን300 ተምሃሮ ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ገይሩ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ነቲ ደገፍ ኣረኪቦም። ብመሰረት እዚ 3 ሺሕ 600 ጥራዝ፣ 300 ቦርሳ ተምሃሮ፣…

ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ9 ኣኼባ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣  ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓፂሮም ኣብ ልዕሊ ዝተትሓዙ 15 ሺሕ ቦታታትን 68 ሺሕ ብሸራ ዝተሰርሑ ኣባይቲን ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓፂሮም ኣብ ልዕሊ ዝተትሓዙ 15 ሺሕ ቦታታትን 68 ሺሕ ብሸራ ዝተሰርሑ ኣባይቲን ስጉምቲ ከምዝተወሰደ በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ሻለቃ ዘሪሁን ተፈራ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ከተማ ሳውላ ንዝህነፅ ሞዴል ካልኣይ ብርኪቤት ትምህርቲ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ከተማ ሳውላ ንዝህነፅ ሞዴል ካልኣይ ብርኪቤት ትምህርቲ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም። ህንፀት እቲ ቤት ትምህርቲ ሙሉእ ወፃኢኡ ዝሽፍኖ፥ “ሰዎች ለሰዎች” ዝተብሃለ ግብረ ሰናት ትካል ከምዝኾነ…