Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ጌዴኦ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጌዴኦ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ህዝቢ ጌዴኦ…

እስራኤል ኣብ ከተማ ጀኒን ባንኪ ዌስት መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ከተማ ጀኒን ባንኪ ዌስት ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ፍሊስጤማዊያን መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጥዕና ፍልስጤም ንቢቢሲ ከመዝበልዎ፥ እስራኤል ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ሰለስተ ሰባት እንትሞቱ ልዕሊ 20 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ…

ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ብውሕዱ 48 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ናይ መኪና ሓደጋ ብውሕዱ 48 ሰባት ከምዝሞቱ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ኣብ ምዕራብ ኬንያ ኣብ እትርከብ ከተማ ከሪቾ ሓንቲ ኮንተይነር ፅዒና ዝነበረት ዓባይ መኪና ኣብ ሓደ ሰብ ብፃዕቒ ዝንቀሳቐሰሉ ቦታ ካብ ቁፅፅር…

ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን። እቲ ጉጅለ ካብ 2012 ክሳብ 2022 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ተሳትፎ ዝገምገመ እንትኸውን፥ መስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ከምዝራኸብ ትፅቢት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይሮ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርላማ  ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን 2015 ዓ.ም ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ገብሪ ኣብ ዝተመዝገቡ ዓውታትን ፍፃመታት ለውጢን ዝጠመቱ ኢዮም ተባሂሉ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…

ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዝተፈጠረ ምትእስሳር ዕዳጋ ልዕሊ 300 ሺሕ ሓረስቶት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፤ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዝተፈጠረ ምትእስሳር ዕዳጋ ልዕሊ 300 ሺሕ ሓረስቶት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ማርኬቲንግን ኮሙኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ዘመን…

ኣብ ትግራይ ንሰብኣዊን ንዋታዊን ጉድኣታት ዝተዋደደ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንሰብኣዊን ንዋታዊን ጉድኣታት ዝተዋደደ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተገይሩ። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ስምምዕነት ሰላም መሰረት ብምግባር ኣብ ትግራይ ዝበፅሐ ጉድኣት ጠሚቱ ነባራዊ ሓበሬታታት…

ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውሕመ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኮፊ ኩዋሜ ዘቲየን። ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ እቶም ተወካሊ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ ስነ ህዝቢ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ…

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ሓምለ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ካብ 23 ሰነ ክሳብ 30 ሓምለ 2015 ዓ.ም  ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ ቤንዚን ……………………………………… ብር 69.52 ብሊትሮ ፃዕዳ ናፍጣ………………………………………