ካብ ዝቕፅል ዓመት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ዝትግበር ኣገዳዲ መምርሒ ተሰናዲኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝቕፅል ዓመት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ዝትግበር ኣገዳዲ መምርሒ ከምዝተሰናደአ ተገሊፁ።
እቲ መምርሒ መውፅኢ ፈተና ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝወስዱ ተምሃሮ እንተነኣሰ 25 ሚኢታዊ ምሕላፍ እንተዘይክኢለን ዓውዲታት…