Fana: At a Speed of Life!

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ሓላፊ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኮሚሽነር ማኔጅመንት ጎንፂን ቅልውላውን ሕብረት ኣውሮፓ ጃንዜል ሌናርሲክ  ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሰብኣዊን ውሕስነት ምግብን፣ ድርቂ፣ ለውጢ ክሌማን ጎንፂን ምብራቕ ኣፍሪካ ተላዚቦም። ብተወሳኺ ኣብ…

ኣብ ትምህርቲ እንሰርሖም ስራሕቲ መናእሰይ ኣብ ተለዋዋጢ ዓለም ንምጉዓዝ ዘድሊዮም ፍልጠትን ክእለትን ንክረኽቡ ዝገብር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትምህርቲ እንሰርሖም ስራሕቲ መናእሰይ ኣብ ተለዋዋጢ ዓለም ንምጉዓዝ ዘድሊዮም ፍልጠትን ክእለትን ንክረኽቡ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ፍሉይ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ንተካኢት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሰኒየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንተካኢት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ማማዶ ዲያን ባልድ ሰኒየን። ማማዶ ዲያን ባልድ፥ ኣብ ፃንሒተን ንዝነበረን ግደ እተን ፕሬዚዳንት ምምስጋነን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ሚኒስቴር ዕደና ንኩባኒያታት ወርቂ ፍሉይ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ንኩባኒያታት ወርቂ ፍሉይ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ምስ ኩባኒያት ኣፍረይቲ ወርቂ ዘቲዮም። እቶም ኩባኒያታት ኣብ ዝቕፅል ዓመት ዝሓሸ ፍሪያት ንከፍሪዩ ኣድላዪ ደገፍን ክትትልን ከምዝግበር…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከምዘጠናኽር ገሊፁ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ ምስ ሓላፊ መትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ስቴፋን ሎክ (ዶ/ር) ዘቲየን። ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ ዘተ፥…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን12 ሺሕ ኣንቀሳቐስቲ ርኽክብ ቁልፊ መስርሒ ቦታ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2 ሺሕን 389 ኢንተርፕራይዛት ንዝተወደቡ 12 ሺሕ ኣንቀሳቐስቲ ርኽክብ ቁልፊ መስርሒ ቦታ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ምምሕዳርን ምርካቦም…

ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዘለው ማሕበራውን ቁጠባውን ፀገማት ንምፍታሕ መላእ ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ዝኸኣልዎ ሓገዝ ክገብሩ ይግባእ- ሸኽ ኣደም ዓብደልቃድር

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ዓመት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ዓረፋ እንትነኽብር ብዘይኣፈላላይ ዝተፀገሙ ብምትሕግጋዝ ክኸውን ይግባእ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ነቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር መግለፂ ዝሃቡ ፕሬዚደንት…

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዝተረከቡ ውፅኢታት ኣብሪሀን። ብተወሳኺ ምድላውን ትሕዝቶን ካልኣይ ምዕራፍ መመሓየሺ…

ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዕድጊት ዘመናዊ ዱኽዒ ተፈፂሙ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓረስቶት ዘልዕልዎ ሕቶ ቀረብ ዘመናዊ ዱኽዒ ምላሽ ንምሃብ ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዕድጊት ዘመናዊ ዱኽዒ ከምዝተፈፀመ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ካብዚ እቲ ልዕሊ 669 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ናብ ውሽጢ ዓዲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ዘንበሮም ኣንፈታት ኣብ ምትግባር ኢትዮጵያ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ዘንበሮም ኣንፈታት ኣብ ምትግባር ኢትዮጵያ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም። ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ(ኦኢሲ) ፈላማይ ፍሉይ ጉባኤኡ ኣብ…