ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ መበል ካልኣይ ዘበን ስራሕ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ክልተ መዓልታት ፃንሒት ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ኣብያታ ዕዮ፣ ኦዲት፣ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲን እቲ ቤት ምኽሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዝምድነአን ብኣግባቡ ዘንፀባርቕ ርክብ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ክህልወን ይግባእ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ንዘበናት ዝፀንሐ ዝምድና ታሪክ፣ ባህልን ዲፕሎማሲን ብኣግባቡ ዘንፀባርቕ ርክብ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ክህልወን ይግባእ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መእተዊ ፈተና ንተምሃሮ ድህረ ምረቓ ብብርኪ ሃገር ክወሃብ ኢዩ Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ብብርኪ ሃገር መእተዊ ፈተና ንተምሃሮ ድህረ ምረቓ ብኹሎም ፕሮግራማት ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እዚ ስሩዕ ብዝኾነ መገዲ ንምፍፃም ንኩሎም መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ዩንቨርስቲታት ብመሰረት ዝተፅሓፈ ደብዳበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ግብርና ካብ ጅቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ዘመናዊ ድኹዒ ብቕልጡፍ ናብ ክልላት ንክውዛዕ ኣተሓሳሲቡ Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ግብርና ካብ ጅቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ዘመናዊ ድኹዒ ብቕልጡፍ ናብ ክልላት ንክውዛዕ ኣተሓሳሲቡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሶፍያ ካሳ (ዶ/ር)፥ ልዕሊ 20 ተሽከርከርቲ ፅዕነት ልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ መንጎ ሩሲያን ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ናብ ዝሓሸ ንምሽግጋር ቃል ኣትዮም Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ መንጎ ሩሲያን ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ንግዲ፣ ኢኮኖሚን ሰብኣዊን ናብ ዝሓሸ ንምሽግጋር ቃል ኣትዮም። ካልኣይ ዙር ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያን ኣፍሪካን ኣብ ከተማ ቅዱስ ፒተርስበርግ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክሳለጥ ዝፀንሐ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ተዛዚሙ Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 13 ሰነ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክሳለጥ ዝፀንሐ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ተዛዚሙ። ኣብቲ ኤግዚብሽን ልዕሊ 250 ትካላት ኣገልግሎተን ንምርኢት ምቕራበን ተገሊፁ። ዓውዲ ጥዕና ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝበፅሖ ብርኪ ዘርእይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 78 ሚሊየን ንምብፃሕ ትልሚ ሒዙ Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 78 ሚሊየን ንምብፃሕ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ ቀየፅሪ ዓማዊል ቴሌብር ናብ 41 ነጥቢ 1 ሚሊየን ከብ ንምባል ከምዝተለመ ገሊፁ። እቲ ኩባኒያ መሰረተ ልምዓት ብምስፋሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ሓዱሽ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ከተማ ካይሮ ዑደት ኣሳሊጡ Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ትካላትን ዝተውፃእፀአ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ሓዱሽ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ከተማ ካይሮ ዑደት ኣሳሊጡ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ጥንታዊነት ምስ ዘመናዊነት፤ ገጠር ምስ ከተማ ኣጠዓዒምካ ንምኻድ ዝተገበሩ ንጥፈታት ርእዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍረይቲ እታዎታት ሕርሻ ሩሲያ ፍሪያት ኣፍሪካ ክብ ንምባል ደገፍ ከምዝገብሩ ገሊፆም Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ እታዎታት ሕርሻ ሩሲያ ፍሪያት ሃገራት ኣፍሪካ ክብ ንምባል ደገፍ ከምዝገብሩ ገሊፆም። ኣብ መበል ካልኣይ ጉባኤ ኢኮኖሚን ሰብኣዊ ጉዳያትን ‘’ምትሕብባር ሩሲያ ኣፍሪካ ንፍሪያት ሕርሻ’’ በዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 400 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 400 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ ደገፍ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣገልግሎት ልምዓት ሓይሊ ሰብ ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ…