Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ። ኣብቲ ክልል በቢብርኩ ዝርከቡ ሓለፍቲን ሰብ ሞያን ዓውዲ ትራንስፖርት ብሙሉእ ዓቕሚ ናብ ስራሕ ንክኣትዉ ዝዓለመ ስልጠና…

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ 90 መዓልታት ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ንጎስጓስ ተግባራዊነት ፈላማይ ቁልዕነት ፍሉት ጠመተ ብምሃብ ኣብ 90 መዓልታት ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲ ዘድሃበ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዘተ ኣካይደን። “ህፃናት ተስፋ ፅባሕ ንኣዲስ ኣበባ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር  ኣብ ዝተፈላላያ ትካላት ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ከምዝተረኸበ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ገሊፁ። ኣብ እዋኖም ዘይተወራረዱ ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ኣብ ዝተገበረ 131 ኣብያተ ዕዮ ብሓፈሻ ልዕሊ 15 ቢሊየንን 125…

በዓል ዒድ-ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ-ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ መድፍዕ ሰዓት 12 ከምዝትኮስ ዳይሬክቶሬት ህንፀት ስነ ልቦና እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፁ። እዋናዊ…

ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ፈላማይ ፍሉይ ጉባኤኡ ኣብ ኢትዮጵያ ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ(ኦኢሲ) ፈላማይ ፍሉይ ጉባኤኡ ኣብ ኢትዮጵያ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል  ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም፣ መዳርግቲ…

ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ልዝብ ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ልዝብ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ልዝብ ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ፖለቲካን ሓሳብን ከምኡወን ክፍሊታት…

ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዝሰልጠኑ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ብናቪጌሽን፣ ኤሌክትሪሲቲ፣ ኮሙኒኬሽን፣ ኣርማመንትን ካልኦት ሙያታትን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።   ኣብቲ…

ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ብዛዕባ ትሕዝቶን ምድላውን ምዕራፍ ክልተ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ነቶም ኣባላት ሂበን። በፍላይ መንግስቲ…

ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ- ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ገሊፆም።። ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ፥ ንመበል 1 ሺሕን 444 ዓመተ ሂጂራ በዓል ዒድ…

ኣብ ከተማ መቐለን ኣኽሱምን ዝርከቡ ባንኪታት ደም ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለን ኣኽሱምን ዝርከቡ ባንኪታት ደም ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ኣገልግሎት ባንኪ ደመን ቲሹን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሃብታሙ ታዬ፥ ብብርኪ ሃገር ካብ ዘለዉ 43 ባንኪታት ደም እቶም ሰለስተ…