ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ዘቲዮም Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ሃገራዊ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ዝፀንሐን ታሪኻዊን ርክብ ብምጥንኻር ርክብ ንግደን ናብ ክብ ዝበለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ብመሰረት እዚ ተመስገን ዲሳሳ(ዶ/ር) ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ብምዃን ተሸይሞም። ብተወሳኺ ሓለፍቲ ዝተፈላለያ ትካላት እቲ ክልል ዝኾኑ 11 ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ፈተና ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ፈተና ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ። ነቲ ፈተና ዝወስዱ ተምሃሮማሕበራዊ ሳይነስ ናብ ዘዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ከምዝኣተዉ ይፍለጥ። እቶም ተምሃሮ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዝወሃቦም ፈተናን ትካላዊ ምድላውን ዝጠመተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ዋንግ ዪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ንክኾኑ ሸይማ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣስታት ሸውዓተ ወርሒ ዘገልገሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ነበር ኲን ጋንግ ካብ መዝነቶም ከምዝተኣልዩ ተገሊፁ። ጋንግ ብዘይተገልፀ ምኽንያት ንነዊሕ እዋን ካብ ዓይኒ ህዝቢ ተሰዊሮም ከምዝፀንሑ ተሓቢሩ። እቶም ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ነቲ መዝነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ናይ ምጥንኻር ድልየት ከምዘለዋ ገሊፃ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ናይ ምጥንኻር ድልየት ከምዘለዋ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኤድሞንዶ ቺሬሊ ገሊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ክተጠናኽር ኢያ – ለሊሴ ነሜ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ንምጥብንኻር ድልየት ከምዘለዋ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ(ኢ/ር) ገሊፀን። እተን ኮሚሽነር ምስ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞና ዘቲየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ 17 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ። እቲ ካቢኔ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2016 ብዝርዝር ከምዝዘተየ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ነቐፃሊ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ኣፍሪካ ኣብ ታኒዛኒያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ምቅልጣፍ መዕባለ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ መናእሰይ በትምህርቲን ክእለትን ብምብቃዕ ፍሪያቶም ምስሳን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ብምክትል ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ክረምታዊ ወለንታዊ ስራሕ ኣጀሚሮም Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ከተማ ሸገር ክረምታዊ ወለንታዊ ስራሕ ኣጀሚሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሕድሳት መንበሪ ኣባይቲ ዓቕሚ ዘይብሎምን ኣብያተ ትምህርቲን ከምኡውን ተኸላ ፈልሲ ከምዝካየድ ግዜኢ…
ቢዝነስ ልዕሊ 389 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 389 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 7 ክሳብ 13 ሓምለ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 187 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣታዊ ናውቲታት ኮንትሮባንድ…