ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ምስ ሓዱሽ ፕሬዚዳነት ባንኪ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይድና” ኢሎም።…