Fana: At a Speed of Life!

ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ ኣካል ሕውየት ትግራይ ንግበሮ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ ንምክልኻልን ንምዕጋትን ንውፈር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ ክልል ብሰንኪ ዝነበረ  ኲናት ስዒቡ ኣብ ህዝቢ ዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ሕማም ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ ንምክልኻልን ንምዕጋትን ዝዓለመ…

ማእኸል መሐገዚ ኣረጋውያን፣ ሕሙማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ቁፅሪ ተደገፍቱ ልዕሊ 3 ሺሕ ንምብፃሕ ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከብ ማእኸል መሐገዚ ኣረጋውያን፣ ሕሙማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ቁፅሪ ድጋፍ ዝገብረሎም ክፋላት ማሕበረሰብ ልዕሊ 3 ሺሕ ንምብፃሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። ነዚ ዝኸውን ቦታ ከምዝተረከበ እውን ሓቢሩ። መስራቲን ኣካያዲ…

መንግስቲ ቱርኪ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ክሰርሕ ኢዩ-ኣምባሳደር ባርክ ባራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ባርክ ባራን ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ፓሎቲካዊን ጉዳያት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ድሕሪ…

ኢትዮጵያ እተካይዶ ሓምለዋይ ኣሰር ዘላቒ ልምዓት ዕላዊ ንምግባር ዘኽእል ኢዩ- ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ኣብ ፎረም ሚኒስትራት ብሪታኒያ - ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብቲ ፎረም ኣማራፅታት ሃፍቲ ዕደናን ኢንቨስትመንትን ምቅራቦም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፥ ኢትዮጵያ…

ንሰብ ሞያ ሚዲያ ትግራይ ኣብ ምክልኻል ምውዛዕ ሱኑዕ ሓበሬታ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰብ ሞያ ሚዲያን ኣንቃሕቲ ማሕበረሰብን ክልል ትግራይ ኣብ ምክልኻል ምውዛዕ ሱኑዕ ሓበሬታ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ምጥንኻር ዓቕሚ ሚድያ እውን ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚዩኒኬሽን…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወንድሙ ኩርታ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝሓለፈ ባጀት ዓመት ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝሰርሐ ተዛሪቦም። ብመሰረት ብሕገ መንግስቲ ዝተውሃቦ ስልጣን…

ብክብረወሰን ዋጋ ዝተሸጠት ሞዴል 2007 ኣይፎን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓንቲ ኣብ 2007 ዘገልገለት ኣፕል ኣይፎን ታሪኽ ከምዘመዝገበት ተገሊፁ። ኣብ መጀመርታ ብ599 ዶላር ትሽየጥ ዝነበረት እዛ ኣይፎን ካብ 50 ሺሕ ክሳብ 100 ሺሕ ዶላር ክትሽየጥ ትፅቢት ተገይሩ ነይሩ። እንተዀነ ካብቲ ቅድሚ ሐዚ ዝነበረ…

“ብኢትዮጵያውያን ሓምለዋይ ታሪክ ተሰሪሑ” – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)500 ሚሊየን ፈልስታት ብምትካል ናይ ባዕልትና ሪከርድ ንክንሰብር ዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንዝወፅኡ ኩሎም አመስጊኖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መልእኽቶም፥ ብኢትዮጵያውያን ሓምለዋይ ታሪክ…

ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሰራሕተኛታት እቲ ፕሮጀክት፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ተሳቲፎም። ኣካያዲ ስራሕ ፕሮጀክት…

እንተኽሎ ንቐፃሊ ትውልዲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተኽሎ ንቐፃሊ ትውልዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጎቦ የካ ምስ ተምሃሮ ቀዳማይ ብርኪን ካልኣይ ብርኪን ኣብያተ ትምህርቲ ብምዃን ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ…