ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ኣቦ መንበር ኢነርጂ ግሩፕ ዕደና ቻይና ዘቲዮም Desta Jun 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ኣቦ መንበር ኢነርጂ ግሩፕ ዕደና ቻይና ዣንግ ዢ ፔንግ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨሰት ምግባር ኣብ ዘኽእሉ መገዲታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ተፈራ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ምቕልጣፍን ምምሃዝን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ማእከላዊ ኮሚቴ ውድብ ብልፅግና ብመሰረት ዘቐመጦ ኣንፈት ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ። ኣብ ዓለም ለኻዊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅቡቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም Desta Jun 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ጅቡቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ጅቢቲ ዝሳለጥ ዝነበረ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ምዝዛሙ ስዒቡ ኢዮም ሓምለዋይ ኣሰሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር 2015 ዓ/ም ብብርኪ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ 2015 ዓ/ም ብብርኪ ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ወምበርታ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር፥ ብምትሕብባር ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ፎረስት ዝተብሃለ ፕሮጀክትን ኢዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ሙሳ ፋኪ ማህማት Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ኣቦ መንበር ኮነሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ገሊፆም። መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ጂቡቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኣካቢ ቦርድ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኣካቢ ቦርድ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። ነበር ኣካቢ ቦርድ መገዲ ኣየር ኣይተ ግርማ ዋቄ ብምትካእ ከምዝተሸየሙ ተገሊፁ። ሌተናል ጄነራል ይልማ ኣባል ቦርድ መገዲ ብምዃን የገልግሉ ከምዝነበሩ ኣብቲ መገዲ…
ቢዝነስ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ንጃፓንን ዘሎ ኢንቨስትመንት ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ንጃፓንን ዘሎ ኢንቨስትመንት ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ሌሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢኮ ታካኮ ዘቲየን። ኣብቲ9 መድረኽ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ንጃፓንን ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትእምማን ንክህሊ የኽእል-ኣምባሳደር መሓሙድ ዲሪር Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራዊ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትእምማን ንክህሊ ዘኽእል ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣምባሳደር መሓሙድ ዲሪር ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ኣብ ሃገራዊ ከይዲ ዘተ ሓሳብ ንምትእኽኻብ ብዛዕባ ዝፍፀሙ ተግባራትን ምሕራይ ተሳተፍቲ እቲ ዘተን ምስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኔቶ ኣብ ታሪኩ እቲ ዝዓበየ ዝበሃል ልምምድ ነፈርቲ ክገብር ኢዩ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔቶ ኣብ ታሪኩ እቲ ዝዓበየ ዝበሃል ልምምድ ነፈርቲ ኣብ ጀርመን ከምዝገብር ኣፍሊጡ። እቲ ልምምድ ሰራዊ ሩሲያ ንምምካት ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ድሕሪ 74 ዓማውቲ ኣብ ዝግበር ልምምድ ነፈርቲ ልዕሊ 250 ኣውሮፕላናትን ካብ 25 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ ኣስታት 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ ኣስታት 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዘርእን እኽልን ገይሩ። እቲ ሓገዝ፥ 200 ኩንታል፣ 1 ሺሕን 500 ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ስርናይ፣ 300 ኩንታል ሕሩጭ ልሙዕ ምግብን ካልኦት ዓይነት እኽልን ብድምር 2…