ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ተረኺቡ-ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ከምዝተረኸበ ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። ከም ሃገር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ኣብ ክልሎም ዘጀመሩ ኣይተ ሽመልስ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ንምቅላስ ዘኽእል መርኣዪ ተግባር ኢዩ – ኦሬሊያ ቻሌብሮ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ንምቅላስ ዘኽእል ካብ ወረ ዝዘለለ መርኣዪ ተግባር ኢዩ ክብላ ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኦሬሊያ ቻሌብሮ ተዛሪበን። እቲ ትካል ኣብ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፍሪ ተኸላ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብገዛእርእሱ ሓደ ሸቶን ዓወትን ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ሎሚ ዝሳለጥ ዘሎ ወፍሪ ተኸላ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብገዛእርእሱ ሓደ ዓሸቶን ዓወትን ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ኣብ ሓደ ፀሓይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ ዝተሰናደአሎም ከባቢ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ ዝተሰናደአሎም ከባቢ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመኘቀ መኮነን ብምርካብ ሓምለዋይ ኣሰሮም ከምዘንበሩ ተሓቢሩ።…
Uncategorized ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ፀሓይ ተጀሚሩ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ኣብ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ጣቢያ ሃመኒ ተጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ(ዶ/ር ኢ/ር) ዘጀመርዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ብብርኪ ክልል ሎሚ መዓልቲ 260 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። 26 ሺሕ ሄክታር መሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ብብርኪ ክልል ኣብ 25 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ክልል ዝሳለጥ ዘሎ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ኣብ መላእ ሃገር ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ተጀሚሩ። ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር፥ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ከምዘለዉ ካብ ኮሚኒኬሽን…