Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጂቡቲ ኣቲዩ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ጂቡቲ እንትበፅሑ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ርእሰ ብሄራትን መንግስታትን…

ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ባሕሪን ታይዋን ብተጠንቀቕ ንክፀንሕ ተኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ባሕሪን ታይዋን ብተጠንቀቕ ንክፀንሕ እራ ሃገር ኣዚዛ። 10 ነፈርቲ ቻይና ኣብ ምንጎ ቻይናን ታይዋንን ኣብ ዘሎ ወሽመጥ ባሕሪ ተራእየን ኢየን ብዝብል ኢዩ እቲ ትእዛዝ ተዋሂቡ። ብመሰረት እዚ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልል ትግራይ ልዕሊ 510 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልል ትግራይ ልዕሊ 510 ሚሊየን ብር ደገፍ ብዓይነትን ሰልዲን ገይሩ። ናብ መቐለ ብምኻድ ደገፍ ዝገበራ ከንቲባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ህዝብን ገበርቲ ሰናይን ብምትሕብባር ልዕሊ 218 ሚሊየን ብጥረ ገንዘብን…

ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)ን ካልኦት…

ፀገማት ፀጥታን ድሕንነትን ንምፍታሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ብዝተዋደደ መገዲ ክስራሕ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ፀጥታን ድሕንነትን ንምፍታሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ብዝተዋደደ መገዲ ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው፥ ኣብ በቢኸባቢኡ ዝረኣዩ ዘለው ናይ ፀጥታን…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ፍሪያትን ዕዳጋን ወርቂ ተዋፊሮም ዝተረኸቡ 29 ዜጋታት ወፃኢ ዓዲን 2 ኢትዮጵያውያን ተጠርጠርቲ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ፍሪያትን ዕዳጋን ወርቂ ተዋፊሮም ዝተረኸቡ 29 ዜጋታት ወፃኢ ዓዲን ክልተ ኢትዮጵያውያን ተጠርጠርቲ ተታሒዞም። ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ከምዝገለፆ፥ ምስ ፍሪያት ወርቂ ብዝተዛመደ ዝረኣዩ…

ካብ ልምዓት መስኖ ስርናይ 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተረኺቡ-ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ልምዓት መስኖ ስርናይ 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተረኺቡ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገራዊ ልምዓት መስኖ ስርናይ፣ ትልሚ ልምዓት ክራማት ዘበነ ምህርቲ 2015/16ን ቅድመ ምድላውን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምዝማን ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ለውጢ ተሰሪሖም-ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምዝማን ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ለውጢ ተሰሪሖም ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ኣብ ዝተሳለጠ “ባህሊ ስራሕ ምልዋጥን ምስፋሕ ኣድማስ ጠመተን” መድረኽ ዘተ…

ፖሊስ ፌደራል ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንዝህነፅ ፕሮጀክት ዝኸውን እምነ ኲርናዕ ኣንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ብልዕሊ 676 ሚሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት ዝኸውን እምነ ኲርናዕ ኣንቢሩ። እቲ ፕሮጀክት ካምፕን ቤት ዕዮን ተወርዋሪ ፖሊስ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብ10 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ህንፀት ዓቕሚ ፍሪያት ጫማ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ሓበሬታ ኢኮኖሚ ቡሳ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ብ10 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ህንፀት ዓቕሚ ፍሪያት ጫማ ዕላዊ ክገብር ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት፥ ኣብ ዓውዲ ፍሪያት ጫማ፣ ዓቕሚ ኢትዮጵያ ኣብ ምሃናፅ ዝጠመተ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…