Fana: At a Speed of Life!

ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ብንጉህኡ ብዝናብ ወፂእኹም ሓምለዋይ…

ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ሚኒስትራት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ከምኡ እውን ነበርቲ እቲ ከባቢ…

ሰብ ሞያ ኣብ መከታተሊ ክፍሊ ኩነት ብምዃን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይከታተሉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኣብ መከታተሊ ክፍሊ ኩነት ብምዃን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይከታተሉ ኣለዉ። እቶም ሰብ ሞያ በቢእዋኑ ዘሎ ቁፅራዊ ምዕባለ እናተኸታተሉ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ሓበሬታ ክምግቡ ኢዮም። ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…

ብሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝመሓላለፍ ቁም ነገር ንስራሕ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ከምዝተጀመረ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ብሓምለዋይ…

ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ተጀሚሩ። ሰዓት 12 ንጎሆ ዝጀመረ እቲ መርሃ ግብሪ ክሳብ ሰዓት 12 ናይ ምሸት ከምዝቕፅል ተሓቢሩ። ነቶም ፈልስታት ንምትካል ዘኽእል 9 ሺሕን…

ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ተሃነፅቲ ሕጊ ብስነ ምግባር ንክህነፁ ዘኽእል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ኣብ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ፌዴራል ንዘለዉ ተሃነፅቲ ሕጊ ብስነ ምግባር ንክህነፁ ዘኽእል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ዳይሬክተር እቲ ቤተ መፃሕፍቲ ውብአየሁ ማሞ (ኢ/ር)፥ ተሃነፅቲ እዋን ፍርዶም ብንባብ ንከሕልፉ ምስራሕ የድሊ…

ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ደገፍ ልዕሊ 132 ሚሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ንሓምለዋይ ኣሰርን ክረምታዊ ስራሕቲ ወለንተናዊያንን ዝኸውን ደገፍ ልዕሊ 132 ሚሊየን ብር ዕላዊ ከምዝገበረ ገሊፁ። ወደብን ተርሚናልን ኣብ ዘለውዎም ከባቢታት ልዕሊ 30 ሺሕ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ዘለዎምን ውሕስነት ምግቢ…

ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጥንካርኡ ንክቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ አበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጥንካርኡ ንክቕፅል ተሓቲቱ። ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015ን ትልሚ 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ሰራዊት…

መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ ዋና ኦዲተራት ኣብ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ ዋና ኦዲተራት ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ። መንግስቲ ንክልላት ዝሃቦ ደገፍን ድጎማን በጀት ናይ ነፀላ ኦዲት ኣፈፃፅማ ከምዝግምገም ኣብቲ ጉባኤ ተገሊፁ። ኣብ መንጎ ኣብያተ ዕዮ ዋና ኦዲተር ክልልን ምምሕዳር ከተማን ዘሎ…

ዘንድሮ ከሚተከለው ችግኝ 60 በመቶው ፍራፍሬ ነው

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ሎሚ ዘበን ካብ ዝትከል 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ እቲ 60 ሚኢታዊ ፍራምረ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ። 60 ሚኢታዊ ፍራምረ፣ 35 ሚኢታዊ ንደኒን 5 ሚኢታዊ ድማ ንፀባቐ ከተማን ዝኾኑ እዮም ተባሂሉ። መፃኢ ዕለተ ሰኑይ ካብ…