ዓለም ለኻዊ ዜናታት ትራምፕ ሚስጥራዊ ሰነዳት ኣሜሪካ ብግቡእ ብዘይመሓዝ ዝብል ክሲ ቀሪቡሎም Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኒዩክለራውን ወተሃደራውን ሚስጥራት ኣሜሪካ ሓዊሱ ኣማኢት ሚስጥራዊ ሰነዳት ብዘይግቡእ ብምሓዝ ተኸሲሶም። በዚ ድማ 37 ገበናዊ ክስታት ዝሓዘ መዝገብ ገበናዊ ክሲ ቀሪቡዎም ኣሎ። እቶም ሚስጥራዊ ሰነዳት፥…
ዝንቕ ፋና ካብ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት ድሕሪ 40 መዓልቲ ኣርባዕተ ህፃናት ብህይወት ተረኺቦም Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ይጓዓዙላ ዝነበረት ነፋሪት ኣብ ዱር ኣማዞን ምሕምሻሻ ስዒቡ ሃለዋቶም ጠፊኡ ዝነበረ ኣርባዕተ ህፃናት ብህይወት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። እቶም ን40 መዓልቲ ደሃዮም ተሳኢኑ ዝፀንሐ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝኾኑ ህፃናት፥ ኣብ ክሊ ዕድመ ሓደ፣ ኣርባዕተ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቁልፊን ፈላማይን ክብሩ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ዘብዒ ምዃን ኢዩ- ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቁልፊን ፈላማይን ክብሩ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ዘብዒ ምዃን ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ (USAID) ኣብዚ ሰሙን ኣፃርየ ኢሉ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ መግለፂ፥ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝመፅአ እኽሊ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርግጋፅ ዉሑስ ሰላምን ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ፈላማይ ተግባር መንግስቲ ኢዩ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሚኒስትር Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርግጋፅ ዉሑስ ሰላምን ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ፈላማይ ተግባር መንግስቲ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶ/ር ለገሰ ቱሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰላም መሰረት ኩሉ ነገር ብምኻኑ ምርግጋፅ…
ቢዝነስ ዝተዋደደ ስራሕቲ ብምስራሕ 5 ቢሊየን ብር ንሎጅስቲክስ ክወፅእ ዝነበረ ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዋደደ ስራሕቲ ብምምሕያሽ ብዝተሰርሐ ስራሕቲ 5 ቢሊየን ብር ንሎጅስቲክስ ክወፅእ ዝነበረ ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ተገሊፁ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ። "ክእለት ሎጂስትክን ምውዳድ ትካላትን ንዘላቂ ትራንስፎርሜሽ ኢኮኖሚ"ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ክሳብ 2018 ዓ.ም 50 ቢሊየን ፈልስታት ክትተክል ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክሳብ 2018 ዓ.ም 50 ቢሊየን ፈልስታት ክትተክል ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር 25 ቢሊየን ፈልስታት ዝተተኸለሉ ቀዳማይ ምዕራፍ ምዕዋቱ ኣፍሊጦም። ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ተወሳኺ 25…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 83 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Desta Jun 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዘቕረበቶ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 83 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮንን፥ ንጅቡቲ፣ ኬንያን ሱዳንን ሽይጣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ልቓሕን ውሕስናን ተፈቒዱሉ Desta Jun 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝገብሮ ዘሎ ዝርገሐን ህንፀትን መስመር ቴሌኮሙኒኬሽንን ንምድጋፍ ዝውዕል ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ገንዘብን ኤጀንሲ ውሕስነት ኩለ መዳይ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንትን ልቓሕን ውሕስናን ከምዝፈቐድሉ ኣፍሊጦም። ብመሰረት እዚ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋን ዘርኢ በፂሑ ሕፅረት ዘመናዊ ዱዅዒ ንዘጋጠሞም ከባቢታት ቀዳምነት ምሃብ ይግባእ-ሚኒስቴር ግብርና Desta Jun 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋን ዘርኢ በፂሑ ሕፅረት ዘመናዊ ዱኵዒ ንዘጋጠሞም ከባቢታት እዋን ዘርኢ ካብ ዘይበፀሐሎም ከባቢታት ክቀርብ ናይ ምግባር ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሕርሻ ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር)፥ ክሳብ 30 ሰነ 2015 ዓም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሳንዶካን ምስ ሓለፍቲ ፈንድ ለውጢ ክሌማን ዓለም ለኸ ፋሲሊቲ ከባቢን ዘቲዮም Desta Jun 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ፕላንን ልምዓትን ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ምስ ሓለፍቲ ፈንድ ለውጢ ክሌማን ዓለም ለኸ ፋሲሊቲ ከባቢን ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ጎድኒ ንጎድኒ ኣኼባ ቋሚ ኮሚቴ ትካል ሕቡራት መንግስታት ለዉጢ ንብረት ኣየር ማዕቐፋዊ ስምምዕነትን ኢዩ…