Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ ዓቕሚ ዝኾና 12 ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፂየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ ዓቕሚ ዝኾና 12 ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተዓፀዋ በዓል መዚ ቁፅፅር ፅርየት ትምህርቲን ስልጠናን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብመሰረት ዝተውሃበ ተግባርን ሓላፍነትን ናይ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ…

ኣብ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ግልገል ግቤ 3 ብዘጋጠመ ፀገም ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ግልገል ግቤ 3 ብዘጋጠመ ፀገም ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘጋጠመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መልእኽቲ ከምዝገለፆ፥ እቲ ዘጋጠመ ፀገም…

ቢሮ እቶት ኣቢስ ኣበባ 107 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ኣቢስ ኣበባ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 107 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ እቶት ብቢሮ እቶት፣ ትካላትን ክፍለ ከተማታትን ዝተኣከበ ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣደም ኑሪ ተዛሪቦም። ብሲሳይ ዱላን ፍቅርተ ከበደን…

ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ዘኽእል 361 ሺሕን 415 ሄክታር መሬት ተዳሊዩ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ዘኽእል 361 ሺሕን 415 ሄክታር መሬት ተዳሊዩ ከምዘሎ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ፕሮፌሰር እያሱ ኤልያስ፥ እቶም ፈልስታት ንምትካል 9 ሺሕ 500 ናይ መትከሊ…

ዓመታዊ ክብረ በዓል ማእኸል እዚ ዳሎል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓልን ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ማእኸል እዚ ዳሎል ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል…

ሰብ ሃፍቲ ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድሬዳዋን ሃፍቶም ኢንቨስት ንክገብሩ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ኢሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ገንዘባት ወፃኢ ዓዲን መዐወንቲ እፃትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3  ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ኢሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ገንዘባት ወፃኢ ዓዲን መዐወንቲ እፃትን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ገንዘብ ናብ ዱባይ ክወፅእ ክብል ዝተትሓዘ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ 44…

ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖ ቤት ትምህርቲ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳገርቲ ወሰን ተሳተፍቲ ኣገልግሎት ወለንታዊያን መናእሰይ ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ እንደርታ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖ ቤት ትምህርቲ ደብረ መድሃኒት ሓገዝ እታዎታት ህንፀት ገይሮም። እቶም መናእሰይ ተኸላ ፈልሲን ደጋፍ ናውቲታት ትምህርቲን እውን…

ክሳብ 23 ሓምለ ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ተወሳኺ ዘመናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ክጎዓዓዝ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚሊየን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 23 ሓምለ ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ተወሳኺ ዘመናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ክጎዓዓዝ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር ክብል ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ዘበናዊ ዱኽዒ፥  2 ሚሊየንን 485 ሺሕን ኩንታል ዩሪያ፣ 600 ሺሕ ኩንታል…