ቢዝነስ ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን ኣፍሪካ ንምንቕቓሕ ኣብ ዝሕግዙ ፖሊሲን ስትራቴጂታትን ዝጠመተ ዘተ ዝካየደሉ ጉባኤ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ውድብ ብልፅግና 2 ሓደሽቲ ኣባላት ኣካቲቱ Desta Jun 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ውድብ ብልፅግና 2 ሓደሽቲ ኣባላት ኣካቲቱ። ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዝተጓደሉ ኣባላት ዝትክኡ ሓደሽቲ ኣባላት ብማእከላይ ኮሚቴ እቲ ፓርቲ ከምዝተመረፁ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣይተ ኣብዱ ሁሴንን ኣይተ ይርጋ ሲሳይን ናብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት “ንሃገራዊ ዘተ ኣጀንዳ ይኹኑ ኢዮም” ዝብልዎም ዛዕባታት ሓበሬታ ንክህቡ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፥ ዜጋታት “ንሃገራዊ ዘተ ኣጀንዳ ይኹኑ ኢዮም” ዝብልዎም ዛዕባታት ሓበሬታ ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮሚሽን ዝተጣየሸሉ ዕላማን ብህዝቢ ዝተውሃቦ ሓላፍነትን ንምውፃእን ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላም ንክዓስልን ዓሊሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣሜሪካ ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘቲዩ Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣሜሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ መቐለ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ብራዚልን ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ንምሽጋር ተስማዕሚዐን Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ንምሽጋር ተስማዕሚዐን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፀእን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መሳጊድ ዘጋጥሙ ዘለዉ ጎንፅታት ንምፍታሕ ተቐራሪብካ ምዝርራብ ኣማራፂ መፍትሒ ዘይብሉ መፍትሒ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንድለም ኣብ መሳጊድ ዘጋጥሙ ዘለዉ ጎንፅታት ንምፍታሕ ተቐራሪብካ ምዝርራብ ኣማራፂ መፍትሒ ዘይብሉ መፍትሒ ከምዝኾነ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ብላዕለዋይ ቤት ምኽሪ እስልምና ፌዴራል ኣቢሉ ምስ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ዘሎ ርክብ ብሓደሽቲ ዓውዲታት ክብ ምባል ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ዘሎ ርክብ ብሓደሽቲ ዓውዲታት ክብ ምባል ከምዝግባእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኲየት ሰይድ ሙሃመድ ገሊፆም። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኣብ ኲየት ሰይድ ሙሃመድ ደብዳበ ሹመቶም ናብ ሚኒስትር…
ቢዝነስ “ብሩህ ኢትዮጵያ 2015” ውድድር ምህዞ ንግዲ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘዳለዎ "ብሩህ ኢትዮጵያ 2015" ውድድር ምህዞ ንግዲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ውድድር ካብ ኩለን ክልላት ዝተውፃእፅኡ 200 ተምሃሮ ይሳተፉ ኣለዉ። "ብሩህ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ 2013 ዓ.ም ዝተጀመረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ዘቲዮም Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበረዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ስዊድን ስቶክሆልም ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ስዊድን ስቶክሆልም ብክልቲኡ ፆታ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቶም። ብመሰረት እዚ ብደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ኣሸናፊ ሞገስ፣ ኣትሌት ደራራ ሁሬሳ፣ ኣትሌት ፀጋዬ መኮንን ብተኸታታሊ ካብ ቀዳማይ…