Fana: At a Speed of Life!

ሞያተኛታት በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ኬላታት ዝተዋፈሩ 15 ሞያተኛታት በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ተጠርጠርቲ ካብ ህዝቢ ብመሰረት ዝተረኸበ ሓበሬታ፣ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን…

ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሱዳን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ክልቲኦም ትካላት ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርግጋዕን ንክረጋገፅ ዘለዎም ቁርፀኝነት…

ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ምትእንጋድ ከምዝጅምር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ምትእንጋድ ከምዝጅምር ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ገሊፁ። ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ከይዲ ህንፀት እቲ ስታዲየም ርእዮም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ 2013 ዓ.ም ሕድሳቱ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚኒስትራት ሱዳን ፣ ኳታርን ቬትናምን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሱዳን ዓሊ ኤልሳዲግ ዓሊ፣ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኳታር ሱልጣን ቢን ሳድ አል-ሙራይኪንን ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቬትናም ዶ ሃንግ ቬትን ዘቲዮም።…

ጉድኣት ዘጋጠመን ክልላት እግሪ ኣብ ምትካል ብመንግስቲ፣ ዳያስፖራ፣ ትካላት ሓገዝን ሰብ ሃፍቲን ዝተዋደደ ርብርብ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28  ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለሎም ሕቶታት ምላሽን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ንክኸውን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28  ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥…

ህዝቢ ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ ስለዝኾነ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ዝረኽቦ ረብሓ ክረክብ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መብርሂኦም፥ ኲናት ትርፉ ዕንወት ከምዝኾነ ብምሕባር ብናይ ሓደ መዓልቲ ብስጭት ዝጅመር ከምዘይኮነ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ጥርጣረን ፀርፍን እናነዛሕኻ ሰላም እንተተብሃለ ክልቲኡ ሓቢሩ ኣይኸይድን ክብሉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዘርኢ ምትእምማን፣ ምክብባርን ይቕሬታን ዘይዘርአ ሰብ ኣርእቲ ሰላም ምዕፃድ ኣይከኣልን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፀፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ኲናት…

ዝቕባበ ዋጋ ሎሚ ዘበን ናብ 30 ሚኢታዊ ወሪዱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28  ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመር (ዶ/ር) ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ዝኸፍአ ለውጢ ክሌማ ከጋጥም ይኽእል ኢዩ ክብል ኣጠንቂቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ብብርኪ ዓለም ዝኸፍአ ለውጢ ክሌማ ከጋጥም ይኽእል ኢዩ ክብል ኣጠንቂቑ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ቴድሮስ ኣድሓኖም(ዶ/ር)፥ ኣብ ዝሓዝናዮ ሰሙን 2023 ዓ.ም.ፈ ልዑል መጠን ሙቐት ከምዝተመዝገበ ተዛሪቦም። እቲ ለውጢ ክሌማ…