ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣባል ሃገራት ብሪክስ ካብ ፅዕንቶ ምዕራባውያን ናፃ ዝኾነ ስርዓት ዓለም ንክፍጠር ሓቲተን Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ ካብ ፅዕንቶ ምዕራባውያን ናፃ ዝኾነ ስርዓት ዓለም ንክፍጠር ሓቲተን። ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ብራዚል፣ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ደቡብ ኣፍሪካን ዘካተተ ኣኼባ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ሓፈሻዊ ስራሕቲ ምምሕያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ወጋገን ኣብ መቐለ በዓል 25 ደብሪ ህንፃ ንምስራሕ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ Desta Jun 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ መቐለ በዓል 25 ደብሪ ህንፃ ንምስራሕ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ፥ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ መዓልኡ ንክውዕል ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ-ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ Desta Jun 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ መዓልኡ ንክውዕል ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ የስራሕ ኣሎ ክብል ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ጎንፂ ንፀገም ንዝተቓቀልዑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርባዕተ ሰብ ውህብቶ ድምፃውያን 1 ሚሊየን ብር ንምውሳድ ኣብ ፋና ላምሮት ዕለተ ቀዳም ክነሓንሑ ኢዮም Desta Jun 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ሰብ ውህብቶ ድምፃውያን ንፈለማ እዋን 1 ሚሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበ ልዑል ሽልማት ንምውሳድ ኣብ ፋና ላምሮት ቀፃሊ ዕለተ ቀዳም ክነሓንሑ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ሃብታሙ ይሄነው፣ ግሩማ ሞገስ፣ በረከት ደሞዝን ዘውዱ ኣበበን ኣብ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮነ ኢሎም ስኑዕ ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ዝውዝዑ ውልቀ ሰባት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Desta Jun 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮነ ኢሎም ስኑዕ ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ዝውዝዑ ውልቀ ሰባት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ ንምሃብ ካብ መንጎ ዝወሰዶም ስጉምቲታት ሓደ ገህሰት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሸጣ ሰነድ ጨረታ መንበሪ ኣባይቲን ቦታታት ልምዓትን ኣዲስ ኣበባ ተዛዚሙ Desta Jun 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጣ ሰነድ ጨረታ መንበሪ ኣባይቲን ቦታታት ልምዓትን ኣዲስ ኣበባ ብምዝዛም ብዕሊ ተኸፊቱ። እቲ ጨረታ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር መሬትን ልምዓትን ኣዲስ ኣበባ ቀነአ ያደታ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተሓቢሩ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ…
ቢዝነስ መንግስቲ ኣብ ዲጂታል ልውውጥ ንግዲ ንሓለዋ መሰል ዓማዊል ፍሉይ ጠመተ ከምዝህብ ተገሊፁ Desta Jun 1, 2023 0 አዲስ አበባ፣ ግንቦት 24፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ዲጂታል ልውውጥ ንግዲ ንሓለዋ መሰል ዓማዊል ፍሉይ ጠመተ ከምዝህብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። “ሓለዋ ዓማዊል ኣብ ዲጂታል ኢኮኖሚ” ብዝበል መሪሕ ቃል ኤፍ.ኤስ.ዲ ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስራሕቲ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኣተሓሳሲቡ Desta Jun 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስራሕቲ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ እውነቱ አለነ፥ እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ፊሊፒንስን ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን Desta Jun 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ፊሊፒንስን ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን። እቲ ልምምድ ብታሪክ ሰለስቲአን ሃገራት ንፈለማ እዋን ዘካይድኡ ዘለዋ ኢዩ ተባሂሉ። ኣሜሪካ ኣብቲ ዞባ ወታደራዊ ዲፕሎማሲኣ ክብ ንምባልን ስትራቴጂያዊ ረብሓኣ ንምሕላውን…