ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን። እቲ ጉጅለ ካብ 2012 ክሳብ 2022 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ተሳትፎ ዝገምገመ እንትኸውን፥ መስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ከምዝራኸብ ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይሮ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርላማ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን 2015 ዓ.ም ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ገብሪ ኣብ ዝተመዝገቡ ዓውታትን ፍፃመታት ለውጢን ዝጠመቱ ኢዮም ተባሂሉ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…
ቢዝነስ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዝተፈጠረ ምትእስሳር ዕዳጋ ልዕሊ 300 ሺሕ ሓረስቶት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዝተፈጠረ ምትእስሳር ዕዳጋ ልዕሊ 300 ሺሕ ሓረስቶት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ማርኬቲንግን ኮሙኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ዘመን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንሰብኣዊን ንዋታዊን ጉድኣታት ዝተዋደደ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተገይሩ Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንሰብኣዊን ንዋታዊን ጉድኣታት ዝተዋደደ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተገይሩ። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ስምምዕነት ሰላም መሰረት ብምግባር ኣብ ትግራይ ዝበፅሐ ጉድኣት ጠሚቱ ነባራዊ ሓበሬታታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውሕመ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኮፊ ኩዋሜ ዘቲየን። ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ እቶም ተወካሊ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ ስነ ህዝቢ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ…
ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ሓምለ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ካብ 23 ሰነ ክሳብ 30 ሓምለ 2015 ዓ.ም ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ ቤንዚን ……………………………………… ብር 69.52 ብሊትሮ ፃዕዳ ናፍጣ………………………………………
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ሓላፊ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ዘቲዮም Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኮሚሽነር ማኔጅመንት ጎንፂን ቅልውላውን ሕብረት ኣውሮፓ ጃንዜል ሌናርሲክ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሰብኣዊን ውሕስነት ምግብን፣ ድርቂ፣ ለውጢ ክሌማን ጎንፂን ምብራቕ ኣፍሪካ ተላዚቦም። ብተወሳኺ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትምህርቲ እንሰርሖም ስራሕቲ መናእሰይ ኣብ ተለዋዋጢ ዓለም ንምጉዓዝ ዘድሊዮም ፍልጠትን ክእለትን ንክረኽቡ ዝገብር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትምህርቲ እንሰርሖም ስራሕቲ መናእሰይ ኣብ ተለዋዋጢ ዓለም ንምጉዓዝ ዘድሊዮም ፍልጠትን ክእለትን ንክረኽቡ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ፍሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ንተካኢት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሰኒየን Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንተካኢት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ማማዶ ዲያን ባልድ ሰኒየን። ማማዶ ዲያን ባልድ፥ ኣብ ፃንሒተን ንዝነበረን ግደ እተን ፕሬዚዳንት ምምስጋነን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…