ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰራዊት ሰላምን ኣካላት ፀፅታን 1 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰራዊት ሰላምን ኣካላት ፀፅታን 1 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ።
ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ 17 ሺሕ ሰራዊት ሰላም፣ ኣካላት ፀፅታን ነበርቲ ክፍለ ከተማ ለሚ ኮራን ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ።
ብመሰረት…