Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ኤግዚብሽን ሳይንስ ግብርና ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ኤግዚብሽን ሳይንስ ግብርና ዑደት ኣሳሊጦም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር…

ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሪዞርት ሃላላ ኬላ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ  ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሪዞርት ሃላላ ኬላ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተረኪቡ። መንግስቲ እቲ ክልል፥ ናይ ፕሮጀክት ንሃገር ኣካል ዝኾነ ኣብ ክላስተር ፕሮጀክት ኮይሻ ዝለምዕ ዘሎ ሪዞርት ሃላላ ኬላ ኢዩ ተረኪቡ።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ተረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ በዓለ ሹመት ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ኣሕመድ ቲኑቡ ተረኺበን። ኣብቲ ስነስርዓት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፃንሒተን…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ደገፍ 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ፈሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ደገፍ 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ፈሪመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕ፥ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴን ዳይሬክተር ቢሮ ምትሕብባር ፕሮጀክትታት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ወርቅነሽ መኮንን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…

ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ኣፍራዪ ዕጥቂ ጎፈሬ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ኣፍራዪ ዕጥቂ ጎፈሬ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ብመሰረት እቲ ውዕል፥ ንቐፃሊ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ንጋንታ ኩዕሶ እግሪ ክልቲኡ ፆታ ንውድድርን ልምምድን ዝኸውን ጥዕቂ ከቕርብ ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ፀሓፊ…

ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጅዳ ዝግበር ዝነበረ ድርድር ከምዘቋረፆ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጅዳ ዝግበር ዝነበረ ድርድር ደው ምባል ተኲሲ ከምዘቋረፆ  ዲፕሎማቲክ ፍልፍላት ሱዳን ገሊፀን። ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዘጋጠመ ጎንፂ ልዕሊ 100 ሺሕ ሱዳናዊያን ከምዝተመዛበሉ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ። ጦሩ የአሁኑን ድርድር በይደር…

ሰሜን ኮርያ ናብ ህዋ ዘወንጨፈታ ፈላመይቲ ሳተላይት ናብ ባሕሪ ከምዝወደቐት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮርያ ናብ ህዋ ክትልእኻ ዝሓሰበታ ፈላመይቲ ሳተላይት ሓደጋ ኣጓኒፉዋ ናብ ባሕሪ ከም ዝወደቐት ገሊፃ። እታ ሃገር ቅድም ክብል ወተሃደራዊ ምንቅስቓሳት ኣሜሪካ ንምክትታል 11 ሰነ 2023 ዓ.ም.ፈ ሳተላይት ከወንጭፍ እየ ኢላ ምንባራ ይዝከር።…

ንምርግጋፅ ሰላም ክልል ኦሮሚያ ምስ ትካላት ሃይማኖት ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርግጋፅ ሰላም ክልል ኦሮሚያ ምስ ትካላት ሃይማኖት ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ  ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ሃይሉ ኣዱኛ፥ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ እምነት ተኸባቢሮም ዝነብሩላ ሃገር ኢያ ኢሎም። መንግስቲ እቲ…

ኣብዚ ሰሙን ብዝዘነበ ዝናብ ኣብ ቦረና ቀለብ እንስሳትን ሰሊጥን ብብዝሓት ፈሪዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ብዝዘነበ ዝናብ ኣብ ቦረና ቀለብ እንስሳትን ሰሊጥን ብብዝሓት ፈሪዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ሓደ ዓመት ኣብ ዘይመልአ ካብ ድርቂ ናብ ኣፍራይነት ምቕያር…

ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ሚቲዮሮሎጂ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ሚቲዮሮሎጂ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ሓበራዊ ስራሕ ከቲሙ። ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ፈጠነ ተሾመጎኒ ንጎኒ መበል 19 ኮንግረንስ ትካል ሚቲዮሮሎጂ ዓለም ምስ ሓለፍቲ ስራሕ…