ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ-ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ-ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ መድፍዕ ሰዓት 12 ከምዝትኮስ ዳይሬክቶሬት ህንፀት ስነ ልቦና እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፁ። እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ፈላማይ ፍሉይ ጉባኤኡ ኣብ ኢትዮጵያ ምስላጥ ጀሚሩ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ(ኦኢሲ) ፈላማይ ፍሉይ ጉባኤኡ ኣብ ኢትዮጵያ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም፣ መዳርግቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ልዝብ ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ልዝብ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ልዝብ ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ፖለቲካን ሓሳብን ከምኡወን ክፍሊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዝሰልጠኑ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ተመሪቖም Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ብናቪጌሽን፣ ኤሌክትሪሲቲ፣ ኮሙኒኬሽን፣ ኣርማመንትን ካልኦት ሙያታትን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብቲ…
ቢዝነስ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ብዛዕባ ትሕዝቶን ምድላውን ምዕራፍ ክልተ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ነቶም ኣባላት ሂበን። በፍላይ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ- ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ገሊፆም።። ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ፥ ንመበል 1 ሺሕን 444 ዓመተ ሂጂራ በዓል ዒድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለን ኣኽሱምን ዝርከቡ ባንኪታት ደም ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ Desta Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለን ኣኽሱምን ዝርከቡ ባንኪታት ደም ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ኣገልግሎት ባንኪ ደመን ቲሹን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሃብታሙ ታዬ፥ ብብርኪ ሃገር ካብ ዘለዉ 43 ባንኪታት ደም እቶም ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዘቲዮም Desta Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ምስ ሓዱሽ ፕሬዚዳነት ባንኪ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይድና” ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 17 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ Desta Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብልዕሊ 17 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሮም። እቲ ፋብሪካ ስሚንቶ፥ ማሕበር ኣክስዮን ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ ኣብ ወረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ላዕለዎት ሚኒስትራት ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ኣፍሪካ ብማዕርነትን ምኽኒያታዊነትን ምጥቃም ዘኽእል ኣኼባ ላዕለዎት ሚኒስትራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ፥ “ምኽኒያታዊ ማዕርነት ተረባሕነት ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ንምዕባለ ኣፍሪካ ወሳኒ” ዝብል…