ቢዝነስ ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል መገጣጠሚ መካይን ክሃንፁ ኢዮም ተባሂሉ Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል መገጣጠሚ መካይን ክሃንፁ ኢዮም ተባሂሉ። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጄኒ ተሬኪን፥ ኣብ መንጎ ሩሲያን ሃገራት ኣፍሪካን ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ዘሎ ልውውጥ ንግዲ እናማዕበለ ምምፅኡ ገሊፆም። ካብ…
ቴክኖሎጂ ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ሒዞም Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም። እቲ ውድድር ካብ 16 ክሳብ 20 ግንቦት 2015 ዓ.ም ኣብ ቻይና ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ውድድር ካብ 36 ሃገራት…
ስፓርት ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 1500 ሜትሮ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መረኮ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር 1500 ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዲተን። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ 3 ደቒቕ 54 ሰኮንድን 03 ማይክሮ ሰከንድን ቀዳመይ ብምዃን…
ስፓርት ፒኤስጂ ንመበል 11 ግዜ ዋንጫ ሊግ 1 ፈረንሳ ዓቲራ Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፒኤስጂ ብሸቶ ሊዮነል ሜሲ ንመበል 11 ግዜ ዋንጫ ሊግ 1 ፈረንሳ ዓቲራ። ሜሲ ኣብ መበል 59 ደቒቕ፥ ኪልያን እምባፐ ዘቐበሎ ኵዕሶ ናብ ሸቶ ብምቕያር ፒኤስጂ ማዕረ ገይርዋ። ፀወታ ብማዕረ ምዝዛማ ስዒቡ እታ ክለብ ተዓዋቲት ናይዚ ዓመት ዋንጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዋሽንግተንን ከባቢኡን ምስ ዝነብሩ ኣባላት ዲያስፖራ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበራ ከንቲባ ኣዳነች ገለፀን Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋሽንግተንን ከባቢኡን ምስ ዝነብሩ ኣባላት ዲያስፖራ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበራ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገለፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዩናይትድ ስቴትስ ዝገበርኡ ዑደት ዛዚመን። ኣብ ዋሽንግተንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሰልፊ አመስጊኖም Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሰልፊ አመስጊኖም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕባረዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሰራዊት ዝተገበረ ልዑል ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ዝተረፉ ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፕሬዚዳንት ኤርዶሃን መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ዝተገበረ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ሩርኪ ዳግም ንዝተመረፁ ሬሲፕ ኤርዶሃን መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ዳግም ብምምራፆም እንኳዕ ደስ በሎም” ኢሎም። ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ከንቲባ ዋሺንግተን ዲሲ ዘቲየን Desta May 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ከንቲባ ዋሺንግተን ዲሲ ሙሪዬል ቦውዘር ዘቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ምጥንኻር ረክብ ከልቲአብ ከተማታት ዝጠመተ ኢዩ። ስምምዕነት ኣሓት ኣዲስ ኣበባን ዋሺንግተን ዲሲን ናብ ተግባር ንክልወጥ ንምኽኣል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 511 ማህተማት ብምጥቃም ስኑዕ ሰነዳት ዘዳልዉ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ኣትዮም Desta May 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት ፀፅታ ብሓባር ብምዃን ብመሰረት ዝገበርዎ ክትትል 511 ማህተማት ብምጥቃም ስኑዕ ሰነዳት ዘዳልዉ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ኣትዮም። ኣይተ ኣሻግሬ በለጠ ኣለሙን ካልኦት ኣካላትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ 511…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ንምድጋፍ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta May 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለዶም ንዝሰኣኑን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡን 5 ሚሊየን ዜጋታት ንምድጋፍ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። “ወለንታዊነት ንህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝትግበር ፕሮጀከት ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ስምምዕነት፥ ሚኒስቴር…