ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ቻይና ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ቻይና ሊዎ ጃወሁይ ዘቲዮም።
ኣይተ ደመቀ፥ ቻይና ኣብ ውሽጣዊ ናፅነት ሃገራት ኢድ እንተየእተወት ኣብ መትከላት…