Fana: At a Speed of Life!

ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)ን ካልኦት…

ፀገማት ፀጥታን ድሕንነትን ንምፍታሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ብዝተዋደደ መገዲ ክስራሕ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ፀጥታን ድሕንነትን ንምፍታሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ብዝተዋደደ መገዲ ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው፥ ኣብ በቢኸባቢኡ ዝረኣዩ ዘለው ናይ ፀጥታን…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ፍሪያትን ዕዳጋን ወርቂ ተዋፊሮም ዝተረኸቡ 29 ዜጋታት ወፃኢ ዓዲን 2 ኢትዮጵያውያን ተጠርጠርቲ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ፍሪያትን ዕዳጋን ወርቂ ተዋፊሮም ዝተረኸቡ 29 ዜጋታት ወፃኢ ዓዲን ክልተ ኢትዮጵያውያን ተጠርጠርቲ ተታሒዞም። ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ከምዝገለፆ፥ ምስ ፍሪያት ወርቂ ብዝተዛመደ ዝረኣዩ…

ካብ ልምዓት መስኖ ስርናይ 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተረኺቡ-ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ልምዓት መስኖ ስርናይ 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተረኺቡ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገራዊ ልምዓት መስኖ ስርናይ፣ ትልሚ ልምዓት ክራማት ዘበነ ምህርቲ 2015/16ን ቅድመ ምድላውን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምዝማን ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ለውጢ ተሰሪሖም-ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምዝማን ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ለውጢ ተሰሪሖም ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ኣብ ዝተሳለጠ “ባህሊ ስራሕ ምልዋጥን ምስፋሕ ኣድማስ ጠመተን” መድረኽ ዘተ…

ፖሊስ ፌደራል ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንዝህነፅ ፕሮጀክት ዝኸውን እምነ ኲርናዕ ኣንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ብልዕሊ 676 ሚሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት ዝኸውን እምነ ኲርናዕ ኣንቢሩ። እቲ ፕሮጀክት ካምፕን ቤት ዕዮን ተወርዋሪ ፖሊስ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብ10 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ህንፀት ዓቕሚ ፍሪያት ጫማ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ሓበሬታ ኢኮኖሚ ቡሳ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ብ10 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ህንፀት ዓቕሚ ፍሪያት ጫማ ዕላዊ ክገብር ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት፥ ኣብ ዓውዲ ፍሪያት ጫማ፣ ዓቕሚ ኢትዮጵያ ኣብ ምሃናፅ ዝጠመተ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ትራምፕ ሚስጥራዊ ሰነዳት ኣሜሪካ ብግቡእ ብዘይመሓዝ ዝብል ክሲ ቀሪቡሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኒዩክለራውን ወተሃደራውን ሚስጥራት ኣሜሪካ ሓዊሱ ኣማኢት ሚስጥራዊ ሰነዳት ብዘይግቡእ ብምሓዝ ተኸሲሶም። በዚ ድማ 37 ገበናዊ ክስታት ዝሓዘ መዝገብ ገበናዊ ክሲ ቀሪቡዎም ኣሎ። እቶም ሚስጥራዊ ሰነዳት፥…

ካብ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት ድሕሪ 40 መዓልቲ ኣርባዕተ ህፃናት ብህይወት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ይጓዓዙላ ዝነበረት ነፋሪት ኣብ ዱር ኣማዞን ምሕምሻሻ ስዒቡ ሃለዋቶም ጠፊኡ ዝነበረ ኣርባዕተ ህፃናት ብህይወት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። እቶም ን40 መዓልቲ ደሃዮም ተሳኢኑ ዝፀንሐ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝኾኑ ህፃናት፥ ኣብ ክሊ ዕድመ ሓደ፣ ኣርባዕተ፣…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቁልፊን ፈላማይን ክብሩ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ዘብዒ ምዃን ኢዩ- ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቁልፊን ፈላማይን ክብሩ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ዘብዒ ምዃን ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ (USAID) ኣብዚ ሰሙን ኣፃርየ ኢሉ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ መግለፂ፥ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝመፅአ እኽሊ ምስ…