ዓለም ለኻዊ ዜናታት ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ን7 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዕ ድው ምባል ተኹሲ ፈፂሞም Desta May 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ን7 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዕ ድው ምባል ተኹሲ ፈፂሞም። እቶም ሓይልታት ብኣደራዳርነት ኣሜሪካን ስዑዲ ዓረብን ኣቢሎም ኣብ ስዑዲ ከካይስዎ ዝፀንሑ ዘተ ዛዚሞም። እቲ ዝተሳለጠ ድርድር ብዝምልከት ዋሽንግተንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝቢ ዘይጠቅም፣ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ዝጎድእ መምርሒ እንተልዩ ፈትሽና ክነመዓራርዮ ኢና- ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta May 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ<span;> ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ማሕበረሰብ ንግድን ሰብ ሃፍትን መድረኽ ዘተ ኣካይዶም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘመሓለዘለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ ንግዲ ቻይና ዘተ ተሳሊጡ Desta May 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ ንግዲ ቻይና ዘተ ኣሳሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ ንግዲ ቻይና ጄኔራል ያንግ ሆንግ ተላዚቦም። ኣብ ልዝቦም፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ሰላምን ካልኦት ዓውዲታት ልምዓትን ዘተባብዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ-ሚኒስትራት Desta May 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብዝተገበረ ምርግጋፅ ሰላም፣ ትምህርቲ፣ ባህሊን ስፖርቲን ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ሚኒስትራት ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አዛሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ሳልሳይ ርባዕ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮንትሮባንድ ኣታዊን ወፃኢን ኣብ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Desta May 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንትሮባንድ ኣታዊን ወፃኢን ኣብ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዝተረኸበ ኮሚሽነር ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ ገሊፆም። ኮሚሽን ጉምሩክ ብዝሰልጠነን ብቑዕ ሓይሊን ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምክልኻል ብምሕሳብ ኣብ ዝሓለፉ 100…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ዘቲዮም Desta May 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሸን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሚክሃሊ ቦግዳኖቭ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኮሚሸን ሚኒስቴራት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተስማዕመዐሎም ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ንልዕሊ…
ቢዝነስ “ባክ ቱ ስኩል ኣፍሪካ” ብዝብል ዝተሰየመ ኤግዚብሽን ትምህርቲን ቴክኖሎጂን ተኸፊቱ Desta May 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ባክ ቱ ስኩል ኣፍሪካ" ብዝብል ዝተሰየመ ኤግዚብሽን ትምህርቲን ቴክኖሎጂን ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኸፊቱ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤተ መፃሕፍቲ ውባየሁ ማሞ(ኢ/ር)፥ ዕላማ እቲ ኤግዚብሽን መናእሰይ ዝሰርሕዎ ዝተፈላለዩ ምህዞታት ቴክኖሎጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ሚኒስትራት ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ብምሃብ ተዛዚሙ Desta May 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ገምጋም ኣፈፃፅማ ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ኣብ ኣጀንዳ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ጠመተ ብምግባር ሎሚ መዓቲ ተዛቲዩ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ሃይማኖት ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ሳይንስ ዑደት ኣሳሊጦም Desta May 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ሃይማኖት ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ሳይንስ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ዑደት፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ግብርና ዝፈረዩ ፍሪያታትን ቴክኖሎጂን፥ ልምዓት ሕርሻ፣ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ልምዓት ሃፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ኣተኣኻኽባ መኣዲ ንትውልዲ ምስ መራሕቲ ሚሲዮን ዘተ ተሳሊጡ Desta May 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ኣተኣኻኽባ መኣዲ ንትውልዲ ምስ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ዓለም ዝርከቡ መራሕቲ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ ኣማኻሪ ብሀዌራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ሬዲዋን ሑሴንን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…