Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ተኸላ ሓምለዋይ ኣሰር እንትንዛዝም 31 ቢሊየን ፈልስታት ክትክደን ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ተኸላ ሓምለዋይ ኣሰር እንትንዛዝም 31 ቢሊየን ፈልስታት ክትክደን ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥ ንጀመርናዮ ክንውድእ ኢና፤ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን…

ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ዝዓለመ መድረኽ ህዝባዊ ጎስጓስ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ዝዓለመ መድረኽ ህዝባዊ ጎስጓስ ኣብ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፣ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣየለች እሼቴ፣ ኣባላት…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሓገዝ ምግቢ ዝፍፀም ሰርቂ ኣብ ምክልኻል ብሓባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ኣሜሪካን ኣብ ሓገዝ ምግቢ ዝፍፀም ሰርቂ ኣብ ምክልኻል ብሓባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን እቲ ትካልን ትማሊ ብሓባር መግለፂ ምሃቦም እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  ካልኣይ  ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 24 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብዝርዝር ርእዩ። ሚኒስትር ገንዘብ…

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብማእኸላይ 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ዓብዩ-ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብማእኸላይ 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ዓብዩ ከብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  ካልኣይ  ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 24 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። ሚኒስትር…

ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብምዃን ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  ካልኣይ  ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 24 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብዝርዝር ይርእይ ኣሎ።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ንኣይ ኤስ ኣይ ኤስ ንምውጋእ ኣብ ዝተጣየሸ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥምረት ሚኒስትራት ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ኣይ ኤስ ኣይ ኤስን ንምውጋእ ዝተጣየሸ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥምረት ሚኒስትራት  ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብቲ ጉባኤ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ግሪክ ምርመራ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ግሪክ ኣዲስ ኣበባ ምርመራ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነበር ቦርድን ምምሕዳርን እቲ ቤት ትምህርቲ መስ ዝተፈላለዩ ገበናት ብምዝማድ ናብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብመሰረት ዝበፅሐ ሓበሬታ ምርመራ…

ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝሓልፍ ቅርሲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝሓልፍ ቅርሲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ሎሚ ንፅባሕ ንትከል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ካልኣይ ምዕራፍ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ…

ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉ8ዳያት ወፃኢን ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኪንግ ካሊድ እንትበፅሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑዲ ዓረብያ፣ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…