Fana: At a Speed of Life!

ኣልሸባብ ክፍፅሞ ዝፈተነ ሽርሒ ኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብጥንካረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ምፍሻሉ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣልሸባብ ክፍፅሞ ዝፈተነ ሽርሒ ኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብጥንካረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝፈሸለ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ። ኣልሸባብ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ስግኣት ናይ ምፍጣር ፈተናታት እንተገበረ እውን ብጀግኑ ኢትዮጵያ ሸርሑ…

ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮ-ሶማሊያ ክፍፅሞ ዝነበረ መጥቃዕቲ ፈሺሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮ-ሶማሊያ ክፍፅሞ ዝነበረ ተግባር ግብረ ራዕዲ ፈሺሉ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣጥፊኡ ዝጠፍእ ብምውፋር ኣብቲ ከባቢ ጉድኣት ንምብፃሕ ዝገበሮ ፈተነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዕዉት መገዲ ከምዘፍሸሎ…

ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ፥ እቲ ሓዱሽ ኃይፐር ሶኒክ ሚሳኤል ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ድሕንነት ንምርግጋፅ ይሕግዘና ኢዩ ምባሎም ኣር ቲ ፀብፂቡ። ብቋንቋ ፋርስ “ፋታህ” ብዝብል ዝሰየምዎ…

ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብሕጋውነት ንክሽፈን ደላሎ ምስ ትካላት መንግስቲ ከምዝመሻጠሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብሕጋውነት ንክሽፈን ደላሎ ምስ ትካላት መንግስቲ ከምዝመሻጠሩ ተገሊፁ። ኣብቲ ተግባር፥ ውፅኢት ምዘና ትምህርቲ ምስ ዝሸጡ ትካላት ቴክኒክን ሙያን ስልጠና ክሳብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘለዉ ሰራሕተኛታት ተሳተፍቲ ምዃኖም…

ኣይተ ሳዶካን ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መበል 28 ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውሕመ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣይተ ሳዶካን ደበበ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መበል 28 ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣድናን ኣሕመድ  ዘቲዮም። ኣይተ ሳዶካን ደበበ፥ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ቀዋሚ ኮሚቴታት ማዕቐፋዊ…

እኹል ድቃስ ዘይረክብ ሰብ ኣብ ኣካላቱ እንታይ ሳዕቤን የጋጥሞ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ስእነት ድቃስ ምስ ዝተፈላለዩ ምምዝባላት ርክብ ዘለዎ’ዩ። ኣብ ልዕሊ 5 ሚልየን ተሳተፍቲ ዝተገብሩ 153 መፅናዕትታት ከም ዘረጋግፅዎ ሓፂር ሰዓታት ድቃስ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ዕድመ ምስ ሕማም ሽኮርያ፣ ልዑል ፀቕጢ ደም፣ ካርዲዮቫስኲላር…

መበል 14 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ቀፃሊ ሰኑይ ኣብ ጂቡቲ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ቀፃሊ ሰኑይ ኣብ ጂቡቲ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። እቲ ትካል ከምዝበሎ፥ ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲን ሓለፍቲ ስራሕን  ዝተፈላለያ ሃገራት ክሳተፉ ኢዮም። መበል 13 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ማይክ ሃመርን ትሬሲ ኣን ጃኮብሰንን ምስ ጉጅለ ክትትል ከይዲ ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ ኣን ጃኮብሰንን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ምስ ዝመደቦም ጉጅለ ክትትል ከይዲ ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም። እቲ ጉጅለ ከይዲ ሰላም ናይ…

ፖል ካጋሜ ኣብ ሰብ መዚ ምክልኻል ሃገርን ድሕንነትን ሃንደበታዊ ለውጢ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብ ሚኒስትራትን ኣዘዝቲን ምክልኻል ሃገርን ድሕንነትን እታ ሃገር ሃንደበታዊ ለውጢ ምግባሮም ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ጆቪኔል ማሪዛሙንዳን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር፣ ሌተናል ጄነራል ሙባራክ ሙጋንጋን  ድማ ላዕለዋይ…

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ልዕሊ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ 1 ሺሕ ፀሊም ሰሌዳ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ልዕሊ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ 1 ሺሕ ፀሊም ሰሌዳ ንኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብሓገዝ ምብርካቱ ቢሮ ትምህርቲ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ…