Fana: At a Speed of Life!

ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ። ሕብረት ኣውሮፓ፥ ጉግል፣ ሜታ፣ ማይክሮሶፍት፣ ቲክ ቶክን ካልኦት ሰብ ዋና  ኩባንያታት ቴክኖሎጂን ብፅሑፍ፣ ስእሊን ሰብ ስራሕ ተግባራትን ኣቢሎም ብልሓት ብዝተመልኦ…

ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብደለልቲን ኣካላት መንግስቲን ሓዊሱ ይፍፀም ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብደለልቲ፣ ሰራሕተኛታትን ሓለፍቲን ስራሕ መንግስቲ ሓዊሱ ይፍፀም ከምዘሎ ፋና ብሮድካሰቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሮ ምርመራ ኣረጋጊፁ። ጣቢያና ኣብ ዝገበሮ ምርመራ፥ ስኑዓት ሰነዳትን ካብ ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሃገራት ወፃኢ…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ዩ ኤን ሃቢታት ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ዩ ኤን ሃቢታት ትሳተፍ ኣላ። እቲ ጉባኤ “ንዝሓሸ ምዕባለ ከተማ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፈንታ ደጀን ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጰያ…

ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዝተወለዐ ኲናት ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 3 ቢልየን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ክልተ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብሰንኪ ዝተወለዐ ኲናት  ክሳብ ሐዚ ብውሕዱ 3 ነጥቢ 4 ቢልየን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊፁ። ሚኒስቴር ፋይናንስ እታ ሃገር ነበር ከምዝገለፆ፥ እቲ  ጎንፂ ንመስመራት ቀረብ ካብ ረብሓ…

ሂዩማን ራይትስ ዎች ዘውፅኦ ፀብፃብ ተቐባልነት ኣይብሉን-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዩማን ራይትስ ዎች ዘውፅኦ ፀብፃብ ተቐባልነት ኣይብሉን ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ግልፂ ዝኾነ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ከምዝተፈፀሙ ዝገልፅ ጁን 1/ 2023 (24 ግንቦት  2015 ዓ.ም)…

ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት፥ “ስማርት ሲቲ ኣዲስ ኣበባ” ናይ ዝብል ፕሮጀክት ኣካል ዝኾነ መሰረተ ልምዓት ንምህናፅ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በጀል ዓመት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ንክኸውን ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 21 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ባጀት 2016 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ባጀት ሸቶታት መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ተሓሳቢ ዝገበረ፣ ድሕንነት ሃገር ኣብ ምሕላው፣ ብሰብ ስራሕ…

ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን ኣፍሪካ ንምንቕቓሕ ኣብ ዝሕግዙ ፖሊሲን ስትራቴጂታትን ዝጠመተ ዘተ ዝካየደሉ ጉባኤ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…

ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ውድብ ብልፅግና 2 ሓደሽቲ ኣባላት ኣካቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ውድብ ብልፅግና 2 ሓደሽቲ ኣባላት ኣካቲቱ። ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዝተጓደሉ ኣባላት ዝትክኡ ሓደሽቲ ኣባላት ብማእከላይ ኮሚቴ እቲ ፓርቲ ከምዝተመረፁ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣይተ ኣብዱ ሁሴንን ኣይተ ይርጋ ሲሳይን ናብቲ…

ዜጋታት “ንሃገራዊ ዘተ ኣጀንዳ ይኹኑ ኢዮም” ዝብልዎም ዛዕባታት ሓበሬታ ንክህቡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፥ ዜጋታት “ንሃገራዊ ዘተ ኣጀንዳ ይኹኑ ኢዮም” ዝብልዎም ዛዕባታት ሓበሬታ ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮሚሽን ዝተጣየሸሉ ዕላማን ብህዝቢ ዝተውሃቦ ሓላፍነትን ንምውፃእን ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላም ንክዓስልን ዓሊሙ…