ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ብምቕንፃል ፀገም ክልል ኣምሓራ ምፍታሕ ኣይከኣልን – ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) Desta May 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ብምቕንፃል ፀገም ክልል ኣምሓራ ምፍታሕ ኣይከኣልን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ገሊፆም። “ፈተናታት ናብ ዕድል ብምቕያር ህዝብና ክነሻግር ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኮንፈረንስ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ልኡኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ቻይና ቤጂንግ ኣብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኩባኒያታት ዑደት ኣካይዶም Desta May 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ልኡኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ቻይና ቤጂንግ ኣብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኩባኒያታት ዑደት ኣካይዶም። ብመሰረት እዚ ኣብ “ልምዓትኢኮኖሚክ ቴክኖሎጂ ቤጂንግ”፣ መድሓኒታት ብምፍራይ ዝፍለጥ ’ዩ ኬር’ን ‘ፖኒ ኤ አይ’ ዝተብሃለ መካይን…
ቢዝነስ ኤክስፖን ኤግዚብሽንን ኮንስትራክሽን ይሳለጥ ኣሎ Desta May 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖን ኤግዚብሽንን ኮንስትራክሽን ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ምስላጥ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዝተዳለወ እነትኸወን፥ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታ ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ 26 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ኩባኒያታት ከምዝሳተፉ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራት ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ንክዋፈራ ፃውዒት ቀሪቡለን Desta May 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ንክዋፈራ ፃውዒት ቀሪቡለን። ሚኒስትር ዕደና ፌዴሪኢ ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፥ ኣብቲ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ መስ ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ጁሊያ ኒብሌትን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ትልምታት ሒዚ ኣብ ምንቅስቓስ ከምዝርከብ ተገሊፁ Desta May 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ትልምታት ሒዚ ኣብ ምንቅስቓስ ከምዝርከብ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ጎንፂ ኣብቲ ክልል ዝርከባ ትካላት ጥዕና ንዝኸፍአ ዕንወት ከምዘጋጠመ እውን ዝፍለጥ እዩ፡፡ ስለዝኾነ እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ሮላንድ ኮቢያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር መቐለ ኣቲዮም Desta May 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ መቐለ ኣቲዩ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሑ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣፈ ጉባዔ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ሩሲያ ተላዚቡ Desta May 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባዔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሸን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ሩሲያ ተላዚቡ። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠሚቱ ከምዝተዛተየ ተገሊፁ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ምስ ኤጀንሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ከሳልጣ ኢየን Desta May 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ኤሌና ማርኩዌዝ ሚና ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ከሳልጣ ኢየን። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ማሕባረዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እተን መክትል ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣትዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኣምቡላንሳትን ካልኦት ረብሓታትን ዝህባ 16 ተሽከርከርቲ ንትግራይ ብመልክዕ ደገፍ ተዋሂበን Desta May 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኣምቡላንሳትን ዝተፈላለዩ ረብሓታትን ዝህባ 16 ተሽከርከርቲን ንክልል ትግራይ ብመልክዕ ደገፍ ከምዝተውሃባ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናት ብስምምዕነት ሰላም ዕልባት ምርካቡ ስዒቡ ንትግራይ ዝወሃብ ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናህሪ ዋጋ ፈተና ማክሮ ኢኮኖሚ ከምዝኾነ ብምፍላይ ጠመተ ሂብካ ንምስራሕ ኣንፈት ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ Desta May 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ፈተና ማክሮ ኢኮኖሚ ከምዝኾነ ብምፍላይ ጠመተ ሂብካ ንምስራሕ ኣንፈት ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 19 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ እቲ ሚኒስቴር ገምጊሙ።…