Fana: At a Speed of Life!

ብኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣሜሪካ ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣሜሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ መቐለ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር…

ኢትዮጵያን ብራዚልን ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ንምሽጋር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ንምሽጋር ተስማዕሚዐን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፀእን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ርክብ…

ኣብ መሳጊድ ዘጋጥሙ ዘለዉ ጎንፅታት ንምፍታሕ ተቐራሪብካ ምዝርራብ ኣማራፂ መፍትሒ ዘይብሉ መፍትሒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንድለም ኣብ መሳጊድ ዘጋጥሙ ዘለዉ ጎንፅታት ንምፍታሕ ተቐራሪብካ ምዝርራብ ኣማራፂ መፍትሒ ዘይብሉ መፍትሒ ከምዝኾነ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ብላዕለዋይ ቤት ምኽሪ እስልምና ፌዴራል ኣቢሉ ምስ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ተዛቲዮም።…

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ዘሎ ርክብ ብሓደሽቲ ዓውዲታት ክብ ምባል ከምዝግባእ  ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ዘሎ ርክብ ብሓደሽቲ ዓውዲታት ክብ ምባል ከምዝግባእ  ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኲየት ሰይድ ሙሃመድ  ገሊፆም። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኣብ ኲየት ሰይድ ሙሃመድ ደብዳበ ሹመቶም ናብ ሚኒስትር…

“ብሩህ ኢትዮጵያ 2015” ውድድር ምህዞ ንግዲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘዳለዎ "ብሩህ ኢትዮጵያ 2015" ውድድር ምህዞ ንግዲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ውድድር ካብ ኩለን ክልላት ዝተውፃእፅኡ 200 ተምሃሮ ይሳተፉ ኣለዉ። "ብሩህ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ 2013 ዓ.ም ዝተጀመረ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበረዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ስዊድን ስቶክሆልም  ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ስዊድን ስቶክሆልም  ብክልቲኡ ፆታ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቶም። ብመሰረት እዚ ብደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ኣሸናፊ ሞገስ፣ ኣትሌት ደራራ ሁሬሳ፣ ኣትሌት ፀጋዬ መኮንን ብተኸታታሊ ካብ ቀዳማይ…

ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብቕዓት ዘለዎ ሃገር ቦቆል ሓይሊ ሰብ ምህናፅ ዘኽአል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብቕዓት ዘለዎ ሃገር ቦቆል ሓይሊ ሰብ ምህናፅ ዘኽአል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወንድሙ ሴታ (ኢ/ ር)ን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል እፅዋት ፓርክ ሓድነት፣ ቤተ መዛግብቲን ማእኸል ሕክምና ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል እፅዋት ፓርክ ሓድነት፣ ቤተ መዛግብቲን ማእኸል ሕክምና ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ማእኸል እፅዋት ኣብ…

ሆስፒታል ድሬ ጎዳና ኣዳማ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ109 ሚሊየን ብር  ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝተሃነፀ ሆስፒታል ድሬ ጎዳና ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። እቲ ሆስፒታል ዘበናዊ ናውቲታት ሕክምና ዝተማልእሉ ከመዝኾነ ተገሊፁ። ብሰብ ሓይሊ እውን ብዙሓት ስፔሻሊስት ሓካይም ዝወነነ ከምዝኾነ…