ኣብ ኣፈፃፅማ መወሰኒ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ክፍተታት ኣለውዎ-ሚኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ መወሰኒ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ኢትዮጵያ ክፍተታት ከምዘለውዎ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።
ኣብ ኣተገባብራ መወሰኒ ኣዋጅ ፅንሰ ሓሳብ ርክብ መንግስታትን ስርዓት ርክብ መንግስታትን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምብርህራህ…