Fana: At a Speed of Life!

ድምፃዊ በረከት ደመወዝ ኣብ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ በረከት ደመወዝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓሰርተ ሰለስተ ዙር ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ። ንፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ድምፃዊ በረከት…

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሱዳን  ደው ምባል ተዂሲ ብህፁፅ ንክትግበር ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሱዳን  ደው ምባል ተዂሲ ብህፁፅ ንክትግበርን ሰብኣዊ ሓገዝ ንክሳለጡን ሓቲቱ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዘሎ ዋና ቤት ዕዮ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ዘተ፥ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብህፁፅ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ…

ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 7 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍቢ ሲ)ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 7 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ሞቱማ ቶሌራ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ ብኣፈልፋልነት ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓማውቲ ዝጀመርቶ መርሃ…

ኣብ ሞሮኮ ይዳሎ ኣብ ዘሎ ጂአይቴክስ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ዝተረኸቡ ጀመርቲ መሃዝቲ ስራሕ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ሰለሞን ሶካ ኣብ ሞሮኮ ይዳሎ ኣብ ዘሎ ጂአይቴክስ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ዝተረኸቡ ጀመርቲ መሃዝቲ ስራሕ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብ ሞሮኮ ማረከሽ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ…

ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ባቡር ልዕሊ 200 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ምብራቓዊ ግዝኣት ኦዲሻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግጫው ብዙሓት ባቡር ክሳብ ሕጂ ብውሕዱ ልዕሊ 260 ሰባት ከም ዝሞቱን 650 ከም ዝቘሰሉን ሰበስልጣን ገሊፆም። እቲ ቑፅሪ ካብዚ ንላዕሊ ክኸውን ከም ዝኽእል ይግለፅ ኣሎ። ብሰንኪ እዚ ሓደጋ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ቀፃሊ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብሩህ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ቀፃሊ ኣብ ምትእምማንን ሕውነትን ዝተደረኸ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብሩህ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ቻይና ምስ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ጎኒ ንጎኒ ምስ ሲ ጂ…

ልዕሊ 87 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ስምምዕነት 30 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋርም ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤምባሲ ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያን ልዕሊ 87 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ስምምዕነት 30 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዓመታት ዝትግበር፣ ተፈጥሮ መሰረት ኣብ ዝገበረ…

ኣርባዕተ ሰብ ውህብቶ ድምፃውያን 1 ሚሊየን ብር ንምውሳድ ኣብ ፋና ላምሮት ሎሚ ክነሓንሑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ሰብ ውህብቶ ድምፃውያን ንፈለማ እዋን 1 ሚሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበ ልዑል ሽልማት ንምውሳድ ኣብ ፋና ላምሮት ሎሚመዓልቲ ክነሓንሑ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ሃብታሙ ይሄነው፣ ግሩማ ሞገስ፣ በረከት ደሞዝን ዘውዱ ኣበበን ኣብ ፋና…

ሕቶ ፍትሒን ሰናይ ምምሕዳርን በቲ ዝተለመደ መገዲ ብምኻድ ክንፈትሖም ኣይንኽእልን-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝለዓሉ ዘለዉ ሕቶታት ፍትሒን ሰናይ ምምሕዳርን በቲ ዝተለመደ መገዲ ብምኻድ ክንፈትሖም ኣይንኽእልን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ምስ ኣባላት ኣብያተ ምኽሪ ወረዳታትን ከተማታትን…

ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ምስ ሚኒስትር ብዙሃነት ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ምስ ሚኒስትር ብዙሃነት ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሼኽ ናሃያን ሙባረክ ኣል ናሃያን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ቅዱስ…