ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ፣ ኣርታዕቲን ካልኦት ሞያዊያንን ሚዲያ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ፣ ኣርታዕቲን ካልኦት ሞያዊያንን ሚዲያ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቲን (ዶ/ር) ሓዊሱ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃንጋሪ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ክተሓላለፍ ዝነበረ ኣፅዋር ኲናት ምእጋዳ ተገሊፁ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃንጋሪ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ክተሓላለፍ ዝነበረ 544 ሚሊየን ዶላር ዝግመት ኣፅዋር ኲናት ምእጋዳ ተገሊፁ። “እቲ ኣፅዋር ዩክሬን ንምዕጣቕ ጥራሕ ዝውዕል እንተኾይኑ ብግዝኣተይ ኣይሓልፍን” ነዚ ውሕስና ይወሃበኒ ክትብል ምሕታታ ኣር ቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ “ይመሓየሽ”፤ “ኣይመሓየሽ” ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ይመሓየሽን ክመሓየሽ ኣይብሉን” ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ “እቲ ሕገ መንግስቲ ድሕሪ 30 ዓመታት ክመሓየሽ ይግባእ ዲዩ?…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን እቲ ዓውዲ ንምምዕባል ከምዝሕግዝ ተገሊፁ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን እቲ ዓውዲ ንምምዕባል ከምዝሕግዝ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን ጠሚተን እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃብኡ መብርሂ፥ እቲ…
ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ከምዝተጀመረ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ገሊፁ። መበል 52 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብራኸ ዝላ ደቂ ኣኒስቲዮ፣ መዛዘሚ ብራኸ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ከምኡወን ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮን ደቂ ኣኒስቲዮን…
ቢዝነስ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መዓልታዊ 25 ሽሕ ኩንታል ምፍራይ ኣብዚ ሰሙን ክጅምር ኢዩ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ካብ ዘለናዮ ሰሙን ኣትሒዙ መዓልታዊ ገሊፁ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ብሙሉእ ዓቕሙ ከፍርየሉ ዝኽእለሉ ኩነታት ተዓናቒፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ልኡኽ ፓርላማ ደቡብ ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ልኡኽ ፓርላማ ደቡብ ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተፀዋዒ መንግስቲ ሚኒስትር ዴኤታ ምህረቱ ሻንቆ (ረ/ፕ)፥ ነቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምኻድ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ጥዕና ሂቡ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ጥዕናን መድሓኒትን ኣረኪቡ። ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትግራይ ብምኽኒያት ዝነበረ ኲናት ኣብቲ ክልል ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸፍአ ዕንወት ከምዘጋጠመን…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ መስ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዘቲዮም Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ መስ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም አሰፋ (ዶ/ር) ዘቲዮም። እቲ ዘተ ብቐንዱ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹእነት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ጠመተ ዝገበረ ከምዘኾነ ተገሊፁ። ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ተፈፂሙ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ተፈፂሙ። እታ ኣርቲስት ምስ ባንድታት ዳህላክ፣ ዳሽንን ዋልያን ብዙሓት ስራሕቲ ዝሰርሐት ኢያ። ንኣስታት 35 ዓመታት ኣብ ክፍቲ ቲኣትር ፖሊስ ሰራዊት ከምዘገልገለት ድማ ኣብቲ ስነሰርዓት ተገሊፁ። ኣብ…