ጥዕና መርዘን ርእሲ ብምንታይ ይፍወስ? Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርዘን ሓደ ካብቶም ልዕሊ 200 ሕማማት ርእሲ ኮይኑ እቲ ቀንዲ ጠንቂ ሕማም ጥዕና ህዝቢ ከም ዝኾነ ይግለፅ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ዓለም ካብ 14–15 ሚእታዊት ዝርገሐ መርዘን ከም ዘሎ መርበብ ሓበሬታ ሃገራዊ ቤተ መፃሕፍቲ ሕክምና ከምዘመላኽት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ግብኡ ብብቕዓት ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ግብኡ ብብቕዓትን ብጅግንነትን ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሙክታር መሓመድ ዋሬ፣ ወታደራዊ ኣታሼ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሜጄር ጄኔራል ኣማረ ገብሩን ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ኣብ ሃገር ፍቅር ቲኣትር ተሳሊጡ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ኣብ ሃገር ፍቅር ቲኣትር ተሳሊጡ። እታ ኣርቲስት ምስ ባንድታት ዳህላክ፣ ዳሽንን ዋልያን ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተገሊፁ። ንኣስታት 35 ዓመታት ኣብ ክፍቲ ቲኣትር ፖሊስ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሂቡ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ 5 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሂቡ። እቲ ደገፍ፥ 61 ኮምፒተራት፣ 100 ሺሕ ጥራዝ፣ 10 ሺሕ ቢሮን ካልኦት ናውቲታትን ዘካተተ ኢዩ። ብድምር ናይ 5 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚዳንት ትማሊ ናብ ቤጂንግ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ችያንግ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት እተን ሃገራት ከምዝዘተዩ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ- መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሸን ዘተ ካብ ፖለቲከኛታት ብተወሳኺ ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዞባታት ምብራቕን ምዕራብን ጉጂ፣ ምዕራብ ሸዋ፣ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋን ምብራኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሰመሪታ ሰዋስው ሓዊሱ ተወከት ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ፋይናንስን፣ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ “kiln shell” ዝተብሃለ ሓዱሽ መሳርሒ ብምግጣም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ “kiln shell” ዝተብሃለ ሓዱሽ መሳርሒ ብምግጣም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ። ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘበናዊ መሳርሒ ብመስፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 1 በልሙድ “ቆርቆሮ ሰፈር” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ኢዩ ተጀሚሩ። ኣብቲ ከባቢ ዘሎ መንበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሐ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ከፈልቲ ግብሪን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን…