ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ መዓልኡ ንክውዕል ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ-ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ መዓልኡ ንክውዕል ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ የስራሕ ኣሎ ክብል ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ጎንፂ ንፀገም ንዝተቓቀልዑ…