ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ቶኒ ብሌየር ንዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ከምዝቕፅል ገሊፁ Desta Mar 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ቶኒ ብሌየር ንዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ከምዝቕፅል ገሊፁ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ ዋና ኣቦ መንበር እቲ ኢንስቲትዩት ቶኒ ብሌየር ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ትካላት ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ማሕበረሰብ ዞባ ጉራጌ ንምዝታይ ናብቲ ዞባ ኣምሪሖም Desta Mar 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ማሕበረሰብ ዞባ ጉራጌ ንምዝታይ ናብቲ ዞባ ሎሚ ንጎሆ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ብምዃን ምስ ማሕበረሰብ እቲ ዞባ ንምዝታይ ሎሚ ናብቲ ዞባ ምኻዶም ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ Desta Mar 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። ኣብ ኮሌጅ ኢንጂነሪነግ ቢሾፍቱ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ስነ ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት መኮንናትን ወተሃደራዊ ኣታሼ ዝተፈላለያ ሃገራትን ተረኺቦም። እቶም ተምሃሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት ኣብ ምእታው ዝነበሩ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Mar 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት ኣብ ምእታው ዝነበሩ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። ብሬን፣ ክላሽንኮቭን ካልኦት ጠያይቲን ብክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ወረዳ ሃመር ብጀልባ ብምሽጋር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ግዕዝይና ንምክልኻል ንእትገብሮ ተግባራት ዝግበር ቴክኒካል ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ውሕመ Desta Mar 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ግዕዝይና ንምክልኻል ንእትገብሮ ተግባራት ዝግበር ቴክኒካል ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብል ቢሮ ምክልኻል ሓደገኛ እፅን ገበንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ምስ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላት ፌዴራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን ይዛተዩ ኣለዉ Desta Mar 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላት ፌዴራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ትካላዊ ዓቕሚ ብምህናፅ ዓወታት ክነቐፀል ኢና” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ከም ሃገር ዝተረከቡ ዓወታት ኣጠናኺርካ…
ቢዝነስ ኣብ ቤላሩስ ዝርከቡ ኩባኒያታት ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ምፍራይ ከምዝደሊዩ ገሊፆም Desta Mar 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤላሩስ ዝርከቡ ኩባኒያታት ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ምፍራይ ከምዝደሊዩ ገሊፆም። እቶም ኩባኒያታት ዕደና ንምውፃእ ኣገልግሎት ዝህባ መካይንን ክፍሊታት ሞተርን ከምኡውን ናውቲታት ሕክምና ንምፍራይ ባህጊ ከምዘለዎም ኢዮም…
ስፓርት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ሎሚ ምሸት ፀወተኦም ከካይዱ ኢዮም Desta Mar 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ሎሚ ምሸት ፀወታ ምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ ከካይዱ ኢዮም። እቲ ፀወታ ሰዓት 5፡30 ከምዝግበር ኣብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…
ቴክኖሎጂ ኢትዮ ቴሌኮም ቴሌብር ሱፐር ኣፕ ዝተብሃለ “ኣፕሊኬሽን” ዕላዊ ገይሩ Desta Mar 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ቴሌብር ሱፐር ኣፕ ዝተብሃለ “ኣፕሊኬሽን” ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮምን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ Desta Mar 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዓለም ለኸ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥ እቲ…