Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ብሓለንጊ ጥምየት ዝግረፍ ዘሎ ህዝቢ ዝፍፀም ተደራቢ በደልን ገበንን ኣይዕገስን-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

አዲስ አበባ፣ ሚያዝያ 26፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ሰብኣዊ ሓገዝ ተኣሳሲሮም ዝፍፀሙ ጥፍኣታት ንምክልካልን ኣፃሪኻ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባርን ዘኽእል ሓሙሽተ ኣባላት ዝሓዘ ክልላዊ ሓይሊ-ዕማም (task force) ምጥያሹ ኣፍሊጦም።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዝምልከት ምምዕርራይ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዝምልከት ምምዕርራይ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ዝተመዓራረየ ዋጋ ካብ 24 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 30 ግንቦት 2015 ዓ.ም ዝፀንሕ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ንፋና…

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ብምጥማት ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ጠሚቲ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ዘቲዩ። ዘተ ድሕሪ ምክያድ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ዝዕመሙ መደባት ብምንፃር ተግባራዊ ክኸውን ኣንፈት…

መንግስቲ ተሓታትነትን ፍትሒ ሽግግርን ንምንጋስ ይሰርሕ ኣሎ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ተሓታትነትን ፍትሒ ሽግግርን ንምንጋስ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣረጋጊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ቮልከር ተርክ ዘቲዮም።…

ኣሶሴሽን ትራቭል ጀርመን ስፍራታት ቱሪስት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሶሴሽን ትራቭል ጀርመን ስፍራታት ቱሪስት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ደልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ፍቃዱ በየነ ምስ ሓላፊ ፖሊሲን ቱሪዝምን  ወፃኢ ኣሶሴሽን ትራቭል ጀርመን ቮልከር ኣዳምስ ዘቲዮም። ኣምባሳደር ፍቃዱ፥…

ውሕመ ተግባራዊነት ስምምዕ ሰላም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ተግባራዊነት ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ ብኹለ መዳይ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ዋና ፀሐፊት ውሕመ ኣሚና መሓመድ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥…

ሕብረት ኣፍሪካ ንተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ፃውዒት ደው ምባል ተዂሲ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ፃውዒት ደው ምባል ተዂሲ ኣቕሪቡ። እቲ ሕብረት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሱዳናዊያን ኣገልግሎት ማይ፣ ጥዕና፣ ኤሌክትሪክ ሓዊሱ መሰረታዊ እታዎታት ንክረኽቡ እቶም ተፃባእቲ ብህፁፅ ኲናት ጠጠው ብምባል…

ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ብሓይሊ ንምፍራስ ይንቀሳቀሱ ነይሮም ብዝብል ኣብ ልዕሊ  ዝተጠርጠሩ 11 ውልቀሰባት 9 መዓልታት ግዘ ምፅራይ ምርመራ ተፈቒዱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ብሓይሊ ንምፍራስ ይንቀሳቀሱ ነይሮም ብዝብል ኣብ ልዕሊ  ዝተጠርጠሩ 11 ውልቀሰባት 9 መዓልታት ግዘ ምፅራይ ምርመራ ተፈቒዱ። ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ጊዘ ቆፀሮ ምድብ ኣራዳ ኣብ ልዕሊ ተጠርጠርቲ ተዋሳኺ…

ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፅሓፍ ሎሚ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፅሓፍ ሎሚ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ክኽፈት ኢዩ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፆ፥ እቲ ኤግዚብሽን ካብ 24 ክሳብ 29 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ኢዩ።…

ብዝውውር መዐወኒ እፃት ዝተጠርጠረ ጋዜጠኛ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብዝውውር መዐወኒ እፃት ዝተጠርጠረ ጋዜጠኛ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኣፍሊጡ። እቲ ጋዜጠኛ  ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዱባይ እቲ መዐወኒ እፅ ንምትሕልላፍ ክብል ከምዝተትሓዘ ተሓቢሩ። ቅድሚ…